ኢንዱስትሪ ኤሌክትሮኒክስ

  1. ዓለም፡ ኣብ 2016 ጥራሕ ኣስታት 45 ሚሊየን ቶን ጎሓፍ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ነይሩዋ

    እዚ ጎሓፍ ኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገራት ምዕራብ ናብ ሃገራት ፍሊፕንስ፣ ጋና፣ ናይጄሪያን ቻይናን ዝልኣኽ ኮይኑ፡ እዚ፡ ኣብ መወዳእታ 2021 ልዕሊ 52 ሚሊየን ቶን ክበጽሕ ከም ዝኽእል ይግመት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. መራሒ ተቓዋሚ ውድብ፡ ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)

    መራሒ ተቓዋሚ ውድብ ትዴፓ፡ ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)፡ ዋና ዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኮይኑ ብቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ተመዚዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዓብዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ

    ምልክት ግድብ ሕዳሰ ተገይሩ ዝውሰድ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ፤ ካብ ዝመውት ሓደ ዓመት ተቖጺሩ። ድሕሪኡ ኣፈጻጽማ ህንጸት እቲ ግድብ ከመይ ኣሎ? እንታይ ተለዊጡ? ዘጋጠሞ ጸገምከ እንታይ እዩ? ምስ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጅነር ክፍሌ ሆሮ ኣውጊዕና ኣለና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next