ኲናት

  1. ሩባ ተከዘ

    ብሰንኪ ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ንሱዳን ካብ ዝሰደድ 10 ወርሒ ዝገበረ ኣይተ ዳዊት፡ ካብቲ ህይወቱ ንምድሓን ዝሰገረሉ ሩባ ተከዘ፡ ዓሳ ብምዝፋፍ፡ ኣብ ሓምዳይት ናብ ዝርከቡ ሱዳናውያንን ካልኦትን ብምሻጥ ይመሓደር። እንተኾነ ብ17 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከም ወትሩ ዓሳ ክገፍፍ ምስ ወፈረ ንቑልቁል ኣፉ ዝተደፍአ ሰብ ርእዩ ምስ ዓርኩ ኣውጺኦም ቀቢሮምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣንቶኒ ብሊንከን

    ኣሜሪካ፡ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ (ትግራይ) ዘሎ ኵናት፡ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ፍታሕ ክኾኖ ከምዘይኽእልን ብመራሕቲ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ዝቐረበ ሓሳብ ከምትሰማምዐሉ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣባላት ጉጅለ ዘ ኤልደርስ

    እቲ ጉጀለ ነዚ ሓሳብ ዘቕረበ፡ ኣብ ዓለም ሰላምን ጸጥታን ንምስፋን እቲ ባይቶ ጸጥታ ክፍጽሞ ብዛዕባ ዝግባእ ግደ ኣብ ዝተዘተየሉ መድረኸ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ምሩኻት ወተሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ

    ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ልዕሊ 5,600 ኣባላት ሓይልታት ትግራይ ከምዝቐተለ ዋና ኣተሓባባሪ ህንጸት ሰራዊት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ሓቢሩ። ብኻልእ ዜና ድማ ሓይልታት ትግራይ ልዕሊ 7000 ወተሃደራት ኢትዮጵያ፣ ሓይልታት ኣምሓራን ደገፍቶምን ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ከምዝገበሩ ትማሊ ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ኣፍሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዋና ቤት ጽሕፈት ሕብረት አፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

    ወኪል ዜና ፈረንሳ ኤኤፍፒ ንሓደ ላዕለዋይ በዓልስልጣን እቲ ውድብ ጠቒሱ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሰራሕተኛታት ረድኤት፡ ነቶም ረድኤት ዘድልዮም ሰባት ንምብጻሕ ኣብ ዝተጸገሙሉ እዋን፡ መንግስቲ ረድኤት ተበጻሒ ንምግባር ዝገብሮ ጻዕሪ ከሐይሎ ምሕታቱ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ብምኽንያት ህንጸት ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ኣብ ወጥሪ ክኣትዋ ክኢለን እየን

    ርብዒ ካብ ህዝቢ ዓለም ኣዝዩ ጽንኩር ብዝኾነ ሕጽረት ማይ ዝተሃሰየ እዩ። እዚ ኸኣ ብዙሓት ህይወቶም ንምውሓስ ናብ ካልኦት ሃገራት ክስደቱ ምኽንያት ኮይኑ’ሎ። ዓለምለኸ ፎረም ቁጠባ ብመንጽር ዘኸትልዎ ጽልዋ ዘርዚሩ ኣብ ዘቐመጦም ዓለማዊ ስግኣታት፡ ማይ ሓደ ካብቶም ኣብ ቅድሚት ዝተሰርዑ ኮይኑ’ሎ። ኣብ 2017 ዘጋጠሙ ከበድቲ ሓደጋታት ደርቂ ብድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም ንዝተፈጠሩ ሕሱማት ሰብኣዊ ቅልውላዋት ብጽሒት ኣለዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ረድኤት ዝተሸከሙ ሰባት

    እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ኣብ ትግራይ ዝተወልዐን 10 ኣዋርሕ ዘቑፀረን ኵናት፡ ኣብዚ እዋን ናብ ጎረቤት ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተላብዐ እንትኾን፡ ብሰንኪ እቲ ኵናት ልዕሊ ፍርቂ ሚልየን ሰባት ከምዝተመዛበሉ ይግለፅ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ስራሓት ኣመሪካ ኤምኪው-9 ሪፐር

    ድሮናት ዝተፈላለዩ ረብሓታት ካብ ምሃበን ብተወሳኺ ንኽልተ መሰረታዊ ዝበሃሉ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት እውን ይውዕላ። ንስለላ [ካብ ጸላኢ ሓበሬታ ንምእካብ] ከምኡ’ውን መጥቃዕቲ ንምፍጻም [ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ሚሳኤል ንምትኳስ] የገልግላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ስእሊ እቶም ቆልዑ

    ቢቢሲ ነቲ ‘‘ኣብ ጎኒ ሓይልታት ትግራይ ተሰሊፎም ክዋግኡ ተማሪኾም’’ ንዝተባህሉ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ቃለ መሕተት ክገብረሎም ኣብ ቀረባ መዓልቲታት ዝቐረበሉ ሕቶ፡ ብጥንቃቐ እዩ ተቐቢልዎ። ሰብ መዚ ዓፋር ነቶም ትሕተ-ዕድመ ቆልኣ ብቋንቋ ኣምሓርኛ እምበር ብቋንቋ ኣዲኦም ዝኾነ ትግርኛ ቃለ መሕተት ክንገብረሎም ከም ዘየፍቅዱ ምስ ነገሩና፡ ዝኾነ ጸገም ከምዘሎ ከንጥርጥር ጀሚርና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ካርታ

    ብሰንኪ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ወሎ ዘሎ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ሰባት ንድሕንነቶም ብምስጋእ ናብ ከተማ ደሴ ይኣትዉ ምህላዎም ነበርቲ ንቢቢሲ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next