ፊንላንድ

  1. ኤሪክሰን ኣብ 2020 ካብ ጋንታ ስፐርስ ናብ ኢንተርሚላን ብ16.9 ሚልዮን ፓዉንድ ዝተጸምበረ እዩ

    ዴንማርካዊ ናይ ማእኸል ተጻዋታይ ክርስትያን ኤሪክሰን ጋንትኡ ምስ ፊንላንድ ኣብ ዝነበራ ጸወታ ዘልሓጥሓጥ ኢሉ ስለዝወደቐ እቲ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ተቛሪጹ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዝተፈላለየ ቅርጽን መጠንን ዘለዎም 143 ሳተላይታት ኣብ ሓንቲ ሮኬት ተጻዒኖም ካብ ፍሎሪዳ ናብ ህዋ ተወንጪፎም።

    ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት 104 ሳተላይት ብሓንቲ ስርሓት ህንዲ መንኮርኮር ናብ ህዋ ተወንጪፈን ነይረን። እቲ ሕጂ ክብረ ወሰን ሰይሩ ዘሎ እቲ ቀዳማይ ቢልየነር ዓለምና ስፔስኤክስ- ፋልከን ዝፈጠሮ ኤለን ዝተባህለ ኩባንያ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሳና ማሪን

    ብርግጽ ፊንላንድ ንደቂኣንስትዮ ናብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን መሪሕነትን ክመጽኣ ዕድል ብምፍጣር ነዊሕ ታሪኽ ዘለዋ ሃገር’ያ። ኣብ 1906 ደቂኣንስትዮ መሰላት ምሃብ ድምጽን ተመራጽነትን ብምሃብ ብቐዳምነት ትስራዕ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብር ህዝቢ ዘይሕጉስ ምዃኑ ተገሊጹ

    እዚ 153 ሃገራት ዝሓዘ መጽናዕቲ፡ መንባብሮን ቅሳነትን ህዝብታት፡ ኣታዊ ሃገር ከምኡ'ውን ብልሽውና መሰረት ገይሩ እዩ መጽናዕቲ ዘካይድ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ህጻን ወዳ ዝሓቖፈት ኣደ

    እዚ ማዕርነት ጾታን ውሕስነትን ንምብትብባዕ ዝወሃብ ናይ ወሊድ ዕረፍቲ፤ ናይ ገንዘብ ክፍሊት'ውን ዝሓውስ እዩ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. Video content

    Video caption: ሳና ማሪን፡ ብዕድመ እታ ዝነኣሰት መራሒት ዓለም

    ሓዳሽ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ፊንላንድ ኮይና ዝተመዘዘት ሳና ማሪን፡ ንሳ እትመርሖ ናይ ሓሙሽተ ውድባት ፖለቲካ ልፍንታዊ መንግስቲ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝምራሕ እዩ።

  7. ሳና ማሪን

    ሳና ማሪን፡ ኣብዚ ሰሙን ቃለ መሓላ ክትፍጽም ትጽቢት ይግበር። ብሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ዝምራሕ ውሁድ ሰልፊ ፊንላንድ እውን ክትመርሕ እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next