ምንቅጥቃጥ ምድሪ

  1. ብጭቃ ዝተደብየት መኪና

    ፕረዚደንት እታ ሃገር ኒኮላስ ማዱሮ ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 8000 ኣባይቲ ብሰንኪ ብብርቱዕ ማይ ዝሰዓብ ምህማም መሬት ምሉእ ንምሉእ ከምዝዓነወ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቁጽሪ ምውታት ክውስኽ ከምስኽእል እዩ ተሰጊኡ ዘሎ

    እታ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ፕረዚደንታ ኣብ መንበሪ ገዝኡ እንከሎ ዝተቐንጸላ ሃገረ ሃይቲ፡ ኣብ 2010 ብዘጋጠማ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊ 200 ሽሕ ሰባት ከምዝሞትዋ ዝዝከር እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሆስፒታላት እታ ሃገር ብህሩማት ኣዕለቕሊቐን ኣለዋ

    ብቀዳም ኣብ ሃይቲን ብዘጋጠመ 7.2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 1297 ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሃይቲ

    ኣብ ሄይቲ ብዝተኸሰተ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ምኽኒያት ብውሕዱ 304 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 1800 ሰባት ከኣ ተጎዲኦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰዓት

    ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ወርሒ መጋቢት፡ ኣብ ሰሜን ምብራቓዊ ደሴት እታ ሃገር ዝተላዕለ ኣዝዩ ሓደገኛ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 18 ሽሕ ሰባት ቀቲሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ከተማ ፐትሪንጃ በቲ ፍርስራ ዝተጸቐጡ ሰባት ካብቲ ፍርስራስ ንምውጽኦም ምርብራብ ይካየድ ኣሎ

    ቀዳማይ ሚኒሰትር እታ ሃገር ኣንድረጅ ፕለንኮቪክ ናብታ ኣዝያ ዝተሃሰየት ከተማ ፐትሪንጃ በጺሑ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ካብ ሞንጎ እቶም ዝሞቱ ጓል 12 ዓመት ከምእትርከቦም ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሰራሕተኛታት ህይወት ምድሓንን ነበርቲ ኢዝሚርን ኣብቶም ዝፈረሱ ህንፃታት ደሃዮም ንዝጠፍኡ ሰባት ይእልሹ ኣለዉ 30 ጥቅምቲ 2020

    እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ውሱን ሱናሚን ውሑጅን ብምስዓብ፡ ንግዝኣት ኢዝሚርን ሳሞስን ዘዕለቕለቐ እንትኾን፡ ክሳብ ከተማታት ኢስታንቡልን ርእሰከተማ ኣቴንስን ከምዝበፅሐን፡ 10 ኪሎሜትር ዕምቆት ከምዘለዎን ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. Video content

    Video caption: ምንቅጥቃጥ መሬት ዘይዓጅቦ ኢማም!

    ኣብ ኢንዶኖዥያ ኣዝዩ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ስለዘጋጠመ ሓንቲ ደሴት ኣዝያ ተሃስያ ልዕሊ 90 ሰባት ድማ ሞይቶም።

  9. ቬኒስ

    ኣብ ከባቢ ደመና ቬነስ ፎስፊን ዝተባህለ ጋዝ ከም ዝተረኸበ ይዝረብ። ኣብ መሬት ፎስፊን ህይወት ምስ ዘለዎም ነገራት ዝረኸበሉ ኣጋጣሚ ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኦክስጅን ኣብ ዝሓጽሮም ከባቢታት ምስ ዝነብሩ ከም ፒንግዊን ዝበሉ እንስሳት ናይ ቐረባ ምትእስሳር ኣለዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዝዓነዋ መካይን

    እቲ 5.3 ሬክተር ዓቐን ብርታዐ ዝነበሮ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ኣብ ውሽጢ 140 ዓመት እቲ ዝበርተዐ ኮይኑ፡ ኣብታ ከተማ መጠናዊ ጽልዋ ከም ዘሕደረ ይንገረሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next