ንግዲ መድሃኒት

  1. ሓይልተት ጸጥታ ነቲ ናብ ኣጊሊላ ዝወስድ ጽርጊያ እንጽረዩ

    ኣብ ሜክሲኮ ጥርጡራት ገበነኛታት ሰብ ኣልቦ ነፋሪት (ድሮን) ብምጥቃም ናብ ፖሊስ ተባራዒ ነገራት ድሕሪ ምድርባዮም ክልተ ፖሊስ ቆሲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ደሴታት ማርሻል

    ኣብ ገምገም ሓንቲ ደሴት ጥሒላ ኣብ ዝጸንሐት ጃልባ ልዕሊ 640 ኪሎ ዝመዘን ሓሺሽ ከምዝተረኸበ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ጀነራል ሳልቫዶር ሰንፊዩጎስ ዘፕዳ

    እቲ "ዘ ጎድፋዘር" ብዝብል ሳጓ ዝፍለጥ ጥሮተኛ ጀነራል፡ ኤች-2 ዝተብሃለ ሓደገኛ ጉጅለ ኣዘዋዋሪ መዐዋኒ እጻት ናብ ኣመሪካ ከእትዉ ይሕግዞም ከምዝነበረ ኣኽበርቲ ሕጊ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ክኒናታት ሓሽሽ ኣብ ኢዱ ዝሓዘ ፖሊስ

    ላዕለዋይ ሓላፊ በዓል መዚ ጸረ-ሓሽሽ ታይላንድ፡ ፖሊስ ብጨረታ ኣብ ዝሸጣ መኪና 94 ሽሕ ፍረ ከኒና ሓሽሽ ስለዝተረኸበ ይቕሬታ ሓቲቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብናይ ሆስፒታል ዓራት ዝንቀሳቐስ ተሓካሚ

    ኣብ ኣሜሪካ ብኸቢድ ወልፊ ዝተሃሰዩ ሰባት ንምሕካም ኣብ ውሽጢ ርእሶም ንኢሽተይ መሳርሒ ምትካል ክጅመር ምዃኑ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. The damaged police car

    ኣብ ሲድኒ ኣውስትራልያ፡ ኣብ ከባቢ መደበር ፖሊስ ደው ኢላ ንዝነበረት ናይ ፖሊስ መኪና ገጭዩ ክሃድም ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ቀይድ ምስ ኣተወ፡ 200 ሚልዮን ዶላር ዘውጽእ ሓሽሽ ኣብታ መኪና ጽዒኑ ከም ዝጸንሐ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ናዝራዊት ኣበራ

    ቅድሚ ሽድሽተ ኣዋርሕ ኣብ ቻይና ዝተትሓዘት ኢትዮጵያዊት ናዝራዊት ኣበራ ንፈለማ ግዜ ቤት ፍርዲ ምቕራባ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣባላት ሰራዊት ደቡብ ኣፍሪቃ

    ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ከተማ ኬፕታውን እናወሰኸ ዝመጽአ ብጉጅለ ዝፍጸም ስርቂ [ተግባር ወረበላታት] ንምቁጽጻር ክዋፈር ተኣዚዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ነዚ ተግባር መንግስቲ ሰሪላንካ ዝቃወሙ ሰባት

    ኣብ ሞንጎ ነዚ ስራሕ ዘመልከቱ፡ ክልተ ኣሜሪካውያንን ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ከም ዝርከብዎም ብመንግስቲ ስሪላንካ እትውነን ጋዜጣ ደይሊ ኒውስ ሓቢራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next