ኢንዶነዥያ

  1. ብሰንኪ ኮቪድ ጓላ ዝሰኣነት ኣደ ኣብ መቓብር ጓላ እንክትበክይ፡ ጃካርታ 13 ሓምለ 2021

    ሆስፒታላት ኢንዶኖዥያ፡ ኮቪድ-19 ንምምካት ኦክስጅን ንምርካብ ኣብ ዝሻመያሉ፡ ሰራሕተኛታት ምጥፋእ ሓዊ ካብ ገዛውቲ ሬሳታት ይጎቱ። እታ ሃገር ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ዝሓሰመ ለበዳ እያ ትርእይ ዘላ፤ በብመዓልቱ ኣስታት 60 ሽሕ መልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ይምዝገብ፤ እዚ ኣሃዝ፡ ኢንዶኖዥያ ልዑል መልከፍቲ ብምምዝጋብ ኣብ ቅድሚት ሰሪዕዋ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዓብዱል

    ዓሊ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ነብሰ ቕትለት ፈጺሙ። ዕድሚኡ ገና ካብ ዒስራታት ዘይሰገረ ዓሊ ንሸሞንተ ዓመታት ዝኣክል ናብ ሳልሳይቲ ሃገር ዝሰጋገረሉ ዕድል ተጸበይዩ’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዕልቕልቕ

    እቲ ወሓዚ ሩባ ከምዚ ዓይነት ዘይተለምደ ሕብሪ ክሕዝ ዝኸኣለ፡ ውሕጅ ንሓደ ዓለባ ሕብሪ ዝልኸየሉ ፋብሪካ ምስ ሃረመ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ንዝወደቐት ነፋሪት መገዲ ኣየር ስሪዊጃያ ንምርካብ ዝግበር ጻዕሪ ይቕጽል

    ብቐዳም 62 ሰባት ጽዒና ካብ ጃካርታ ዝተበገሰት ነፋሪት መገዲ ኣየር ስሪዊጃያ በረራ ቁጽሪ ኤስጄ 182፡ ናብ ደሴት ቦርኒዎ እናበረረት እንከላ እያ ካብ ራዳር ተሰዊራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ነፋሪት መገዲ ኣየር ስሪዊጃያ

    ኣብ ኢንዶኔዥያ ልዕሊ 50 ገያሾ ዝጸዓነት ነፋሪት ድሕሪ ምብጋሳ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ደሃይ ኣጥፊኣ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሓደ ሚኒሰትር ካብ ረድኤት ዘቕርባ ትካላት ጉቦ ተቐቢልካ ተባሂሉ ተኸሲሱ

    ሚኒሰትር ማሕበራዊ ጉዳያት ኢንዶንዥያ፡ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናቫይረስ ቁጠባዊ ሃስያ ንዝወረዶም ዜጋታት እታ ሃገር ረዲኤት ካብ ዘቐርባ ትካላት ጉቦ ተቐቢልካ ዝብል ክሲ ቀሪብዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ደቂ-ኣንስትዮ ሱምባ

    ምጭዋይ/ምዝራፍ መርዓት፡ ወይ ከኣ 'ካዊን ታንግካብ'፡ ማለት ኣብ ሱምባ፡ ደቂ ኣንስትዮ በተን ክምርዓውወን ዝደልዩ ኣባላት ስድራ ቤት ወይ አዕሩኽቲ ንኽምርዓዋ ዝጭወያሉን፡ ብዛዕባ ኣመጻጽኣኡ ብዙሕ ዘዛርብን ኣካታዒ ልምዲ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዓሊ ፋውዚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ

    ሓደ ካብቶም ኣብ ኢንዶኖዢያ መጥቃዕቲ ቦንባ ባሊ ዝፈጸሙ ዓሊ ፋውዚ፡ ሕዚ ግብረ ሽበራ ከብቅዕ ይቃለስ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ክልተ ወልተኛታት

    እዚ ብኣጸዋውዓ እቲ ዓዲ 'ፖኮክ' ተባሂሉ ዝጽዋዕ ምስሊ፡ ከም መንፈስ ናይ ምውታት'ዩ ዝውሰድ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next