ማውሪታንያ

  1. ወተሃደራት ሩሲያ ኣብ ማሊ ጅሃዳውያን ዕጡቓት ኣብ ምቅላስ ይርከቡ

    እዚ ሳሕል ተባሂሉ ዝፍለጥ ከባቢ ኣፍሪቃ ብዙሓት ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩ ስደተኛታት ዝተሓላለፍሉ መገዲ'ዩ። እስላማዊ ጉጅለን ኣብ ኣልቃዒዳ ዘለው ተነሓናሕቱን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተደፊኦም ምስ ወጽኡ ኣፍሪቃ ማእከል ሓድሽ ሰፈርኦም ክገብሩዋ ስትራቴጂካዊ ውሳነ ገይሮም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ክስታት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክቐርብ ጸኒሑ እዩ

    ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ሳሕል ሰብኣዊ መሰላት ምጥሓስ እንተቐጺለን ሓገዛ ከም እተቋርጽ ኣጠንቂቓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next