ቡሩንዲ

  1. ፕረዚደንት ኤቫሪስት ዳዪሺሚየ

    ፕረዚደንት ቡሩንዲ ፈራዶ እታ ሃገር ብብልሽውና ኣዝዮም ተቖማጢዖም ብምህላዎም፡ ብኣሽሓት ዝቑጸር ጉዳያት ጌና መፍትሒ ኣይረኸበን ብምባል ኣዋሪድዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፔረ ብዮያ፡ ብሩንዳዊ ፖሎቲከኛ

    እቲ ጥሮታ ዝወጸ ናይ ሜጀር ጀነራል ወታሃደራዊ ማዕርግ ዝነበሮ ቡዮያ፡ ኣብ ክልተ ዝተፈላለየ እዋናት ብድምር ን13 ዓመታት ስልጣን ሒዙ ዝነበረ ምዃኑ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ምስንባት ኣስክሬን ፕሬዝደንት ብሩንዲ ነበር ፔር ንኩርንዚዛ

    ፕሬዝደንት ፔር ዝመርሖ መንግስቲ "ኣረመናዊ ስርዓት" እዩ ብዝብል ብተደጋጋሚ ክንቀፍ'ኳ እንተጸንሐ፡ መብዛሕትኦም ኣብ ቤት ጽሕፈት መንግስቲ ዝጸንሐሎም ዓመታት ርኡይ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ኣይነበሮን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕረዚደንት ብሩንዲ

    ፕረዚደንት ብሩንዲ ኮይኑ ተመሪጹ ዘሎ ወዲ 52 ዓመት ኢቫራስተ ዳዪሺሚዬ ሎሚ መዓልቲ ቃለ-መሓላ ክፍጽም'ዩ። ንሱ "ትሑት" ከምኡ ድማ "ሃይማኖተኛ" ከምዝኾነ ይዝረበሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፕረዚደንት ንኩሪንዚዛ

    እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር፡ እቲ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝተዓወተ እሞ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ስልጣን ክርከብ ዝነበሮ ኢቫርስተ ነዳዪሺሚየ ሕጂ ቃለ መሓላ ፈጺሙ ሰልጣን ፕረዚደንትነት ክርከብ ውሳነ ኣሕሊፉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕረዚደንት ብሩንዲ ፔር ንኩሩንዚዛ

    ብቅዋም እታ ሃገር መሰረት፡ ክሳብቲ ዝተመርጸ ፕረዚደንት ስልጣን ዝርከብ፡ ፕረዚደንት ሃገራዊ ባይቶ ፓስካል ንያበንዳ ግዝያዊ መራሒ ክኸውን ኣለዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቀዳማይ ዙርያ ውጽኢት ምርጫ ሰኑይ ክግለጽ ትጽቢት ይግበር

    ፖሊስ ኣብዚ ጉዳይ ዝሃቡዎ ርኢይቶ የለን፤ ግን ድማ ወሃቢ ቃል ፖሊስ እታ ሃገር ብሮቡዕ ዝተኻየደ ምርጫ ሰላማዊ እዩ ነይሩ ኢሉ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ንህዝቢ ዝተኸፍተ ጋህሲ ግዳያት ህልቂት ቡሩንዲ

    እቶም ግዳያት፡ ድሕሪ ቅትለት ፕረዚደንት ነበር መልኲዮር ዳዳየ ኣብ ዝተፈጥረ ግጭት ዝተቐትሉ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እታ ኣብ ብሩንዲ ዝዓለበት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዯጵያ

    ጠንቂ ናይቲ ዘጋጠማ ስግኣት፡ ሓደ ተጓዓዛይ፡ ኣብ ሽቓቕ ናይታ ነፋሪት ብምእታው፡ ነታጒ ከባርዕ ምዃኑ ምፍርርሑ ምዃኑ'ውን ትካል ጸጥታ ብሩንዲ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next