ዓሌትነት

  1. ኣብቲ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ዝተገበረ ግጥም ኣብ ልዕሊ ተሳወትቲ ኢንግሊዝ ዝተፈላለዩ ነገራት ተደርብዮም'ዮም

    ንመጻረይ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዋና ከተማ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝተካየደ ጸዋታ ኩዕሶ እግሪ፡ እንግሊዛውያን ተጻወትቲ ራሂም ስተርሊንግን ጁድ ቤሊንግሃም ዒላማ ዘርኣዊ መጥቃዕቲ ኮይኖም ኔሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣድሪያና ሪቫስ

    ኣድሪያና ሪቫስ ብ1978 ካብ ቺሊ ወጺኣ ናብ ኣውስትራልያ ከይዳኣብ ቺለ፡ ኣብ ዘበነ ምምሕዳር ጀነራል ኣጉስቶ ፒኖቸት፡ ብጭውያ ሸውዓተ ሰባት እተጠርጠረት ኣድሪያና ሪቫስ፡ ናብ ቺለ ንኸይትምለስ ዘቕረበቶ ናይ ይግባይ ሕቶ ቤት ፍርዲ ኣውስትራልያ ነጺጉዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቤት ትምህርቲ ካናዳ

    ብጃምላ ዝተቐበሩ ህጻናት ምህላዎም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ወግዓዊ ዝተገበረ ኮይኑ ካብ ሞንጎ’ቶም ተምሃሮ ክሳብ 3 ዓመት ዕድመ ዝኾኖም ህጻናት ከምዝነበርዎም ውጽኢት ቀዳማይ ደረጃ ምርመራ የመልክት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ትግራይ ብዝተኻየደ ግጭት ኣሽሓት ሰባት ተቐቲሎም ኣለው

    ኣብ ብዙሕ መጻሕፍቲ ፡ ጃምላዊ ቅትለት፡ እቲ ዝኸፍአ ገበን ምዃኑ እዩ ዝጥቀስ ። ስለዝኾነ ከኣ እዩ ኣብ ሰልፈኛታት፡ ከቢድ ቁጠዐ ብምልዕዓል ማሕበረ ሰብ ዓለም ኣንጻር እቶም ጃምላዊ ህልቂት ዘካይዱ ሰባት፡ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ጣልቃ ብምእታው፡ ፍሉይ ኣህጉራዊ ምላሽ ክህብን ደው ከብሎን ዝጽውዑ ዘለው ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፌቢ ስታብልፊል

    ኣኽረርቲ ጸዓዱ ጸለምቲ ኣመሪካውያን ናብ ዝነብርሉ ከባቢ ብምኻድ ብዘብጽሑዎ መጥቃዕቲ ዝተቐትሉ ሰባት ንምርካብ ዝግበር ጻዕሪ ሕጂ'ውን ይቕጽል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዴሪክ ቻውቪን

    ጉጅለ ጠበቓታት ኣባል ፖሊስ ነበር ዴሪክ ቻውቪን ፡ ብኣኽባሪ ሕግን ነቲ ጉዳይ ዝረአዩ ዳያኑን ተፈጺሙ ዝበሎ ናይ ስነ-ምግባር ጉድለት ዘርኢ ናይ ቤት ፍርዲ ሰነዳት ሒዞም ኣቕሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣርማ ጉግል

    ጉግል፡ ኣብ ኣሜሪካ ግዳያት ዓሌታዊ ጥቕዓት ንዝኾኑ ሰራሕተኛታቱ፡ ናይ ሕክምና ዕረፍቲ ንክወስዱን ንሓኪም ኣእሙሮ ከማኽሩን ከምዝገብር፡ ማዕኸን ዜና ኤንቢሲ ፀብፂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዳርፉር

    ኣብ ሱዳን ኣብ ዞባ ምዕራብ ዳርፉር፡ ብሰንኪ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ዓሌታት ዝተፈጥረ ጎንጺ 80 ሰባት ከምዝሞቱ መዕከን ዜና ሱዳን ሱና ንማሕበር ዶኳትር ጠቒሱ ጸብጺቡ። ኣብ ዳርፉር ኣብ 2003 ዓ.ም ዝተጀመረ ጎንጺ ንምፍታሕ ስምምዕ'ኳ እንተተገብረ፡ ሚልዮናት ንክስደዱ ምኽንያት ኮይኑ ጸኒሑ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ያቆብ ብሌክ

    ኣብ ግዝኣት ዊስከንሲን ከተማ ከኖሻ፡ ኣብ ልዕሊ ጸሊም ኣሜሪካዊ ያቆብ ብሌክ፡ ዝተፈጸመ መስካሕኽሒ መጥቃዕቲ: ኣብታ ሃገር ከቢድ ሰልፍታት ተቐቓውሞ ክውላዕ ምኽንያት ዝኾነ እንትኸውን ዛጊድ በቲ ቕትለት ዝተኸሰ ፖሊስ ከምዘየለ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next