ሸፋቱ ባሕሪ (ቀርሰንቲ)

  1. እታ KRI Nanggala-402 ተባሂላ እትጽዋዕ ዝጠፈአት ሳብማሪን ኢንዶንዥያ

    ውሃቢ ቃል ሓይሊ ባሕሪ ኢንዶንዥያ ንቢቢሲ ከምዝሓበሮ፡ ኢንዶንዥያ መርከብ ክትጥሕላ እዚ ናይ መጀመርታ እዩ፡ እንተኾነ ኣብ ካልእ ሃገር ተመሳሳሊ ክስተት ኣጋጢሙ ይፈልጥ'ዩ፡ ኣብ 2017 ብኣርጀንቲና እትውነን ሳብማሪን 44 ባሕረኛታት ሒዛ ኣብ ደቡባዊ ኣትላንቲክ ውቅያኖስ ተሰዊራ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. እታ ኣብ መትረብ ስዊዝ ተሸኺላ ዘላ መርከብ

    እታ መርከብ ካብ'ዚ ዘላቶ ከይተንቀሳቐሰት ሰሙናት ትወስድ እንተኾይና ግን መራኽብ እቲ ቅድሚ ምኽፋት መትረብ ስዊዝ ዝገብረኦ ዝነበራ ንኣፍሪቃ ተዃሊልካ ዝግበር ጉዕዞ ክኽተላ ክግደዳ እየን፡ እዚ ኸኣ ነቲ ድሮ ብኮቪድ 19 ተሃስዩ ዘሎ ቁጠባ ዓለም ናብ ዝኸፈአ ታኼላ ዝሸምም'ዩ ይብሉ ክኢላታት ማሪታይም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next