ሰሜን ኣሜሪካ

  1. ዳኛ ፋትዋ ቤንሶዳ

    ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ነቲ እግዳ ከምዝተለዓለ ኣብ ዝሓበረሉ፡ እቲ ተገይሩ ዝነበረ እገዳ “ዘይግቡኑን ዘይውጽኢታውን’ዩ” ድሕሪ ምባል፡ ኣመሪካ ምስቲ ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ብጽምዶ ክተሰርሕ ድልውቲ ምህላዋ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ምስተ ነቲ ህንጻ መከላኸሊ ተባሂሉ ዝተተኸለ ዶጎል ዝተጋጨወት መኪና

    ናይ ዋሽንግተን ዲሲ ሓላፊ ፖሊስ ምክታታል ውሽጣዊ ክፋላት ሮበርት ኮንቴ “እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ይፈጸመ ዋላ ኣብ ካልእ ተራ ዜጋ፡ ናይቲ ጉዳይ ሱር መሰረት ፈሊና ናይ ምፍላጥ ሓላፍነት ኣለና፡ ነዚ ኸኣ ክንገብሮ ኢና” ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ናይክ ንጣብ ደም ሰብ ዝዓረፎ "ናይ ሰይጣን ጫማ"

    ኩባንያ ናይክ፡ ንጣብ ደም ንዝዓረፎ ‘‘ናይ ሰይጣን ጫማ’’ ብዝብል ሽም  ኣካትዓይ ጫማ ናብ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዘቕረበ ኤምኤስሲኤችኤፍ (MSCHF) ዝተባህለ ስራሓት ስነ ጥበብ ዝእክብ ትካል ዝኸፈቶ ክሲ ስዒሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ 1998 ኣብ ኢምባሲታት ናይ ኣመሪካ ኣብ ታንዛንያን ኬንያን ብኣልቃዒዳ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ

    ሱዳን ኸኣ ንኣልቃዒዳ ይምውላ እየን ተባሂለን ኣመሪካ ኣብ መዝገባ ካብ ዘስፈረተን ሃገራት እያ፡ ብሰንኪ እዚ'ውን ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንዐ እገዳ ተነቢርዋ ጸኒሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ማጆር ዝተባህለ ናይ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ከልቢ ንኻልኣይ

    ማጆር ዝተባህለ ከልቢ ፕረዚደንት ባይደን፡ ኣብ መጀመርታ እዚ ወርሒ  ንኻሊእ ሰራሕተኛ ብምንካሱ፡ ኣብ ስልጠና እዩ ጸኒሑ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ መንደቅ ዝተቀብአ ስእሊ ጆርጅ ፍሎይድ

    መስርሕ ቤት ፍርዲ ቅድሚ ምጅማሩ ስድራ ጂርጅ ፍሎይድ፡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ጠበቃታት ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ኣፍደገ እቲ ቤት ፍርዲ ብምትእኽካብ ነተን ጆርጅ ፍሎይድ ዝተሳቐየለን ደቓይቅ ንምዝካር ን9 ደቃይቕ ተንበርኪኾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዶናልድ ትራምፕ

    ኣብ ሓደ መርዓ ዝተረኸበ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብቲ መርዓ ኣንጻር ጆ ባይደን፣ ቻይናን ኢራንን ዘለዎ ተቓውሞ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፕረዚደንት ቬኔንዙላ ኒኮላስ ማዱሮ

    ውሃቢ ቃል ትካል ፌስቡክ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ "ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ ኣብ ፌስቡኩ ዝዘርግሓ ቪድዩ ንፖሊስና ዝጻርር ብምዃኑ፡ ብዓቢኡ ኸኣ እቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ 19 ኮይኑ ጌጋን ንሰብ ናብ ሓደጋ ዘእቱን'ዩ ነይሩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ዶብ ሜክሲኮ-ኣመሪካ 23 መጋቢት 2021

    ጆ ባይደን ፕረዚደንት ኣመሪካ ካብ ዝኸውን ንደሓር ብፍላይ ብደቡባዊ ኣመሪካ ሓያሎ ስደተኛኣተት ዶብ ይሰግሩ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ፕረዚደንት ባይደን ምስ ፕረዚደንት ቻይና

    ቻይና ግና ሕብረት ሶቭየት ኣይኰነትን። ዝያዳ ሓይሊ ኣለዋ። ሃገራዊ እቶት ሶቭየት ሕብረት 40% ናይ ኣመሪካ እዩ ነይሩ። ቻይና ግን ኣብ ዝመጽእ ዓሰርተ ዓመት ማዕረ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እቶት ክህልዋ እዩ። ኣመሪካ ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘመን ካብ ዘጋጠማ ተቐናቐንቲ ዝሓየለት ተወዳዳሪት ቻይና እያ ። ምናልባት ንዓሰርተታት ዓመታት ክመሓደር ዘለዎ ርክብ እውን እዩ ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next