ጣሊባን

  1. ዚያ፡ ንሽዱሽተ ዓመታት ክጽበ ድሕሪ ምጽናሕ ብ2014 ናብ ኣመሪካ ኣትዩ

    ዓሰርታት ኣሽሓት ኣፍጋናውያን፡ ኣብቲ ኣመሪካ ኣንጻር ዕጡቓት ጣሊባን ን20 ዓመታት ዘካየደቶ ውግእ ተርጎምቲ ቋንቋ፣ ሓበርቲ መገድን ኣወሃሃድትን ኮይኖም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኣመሪካ ተቓሊሶም'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓይልታት ጣሊባን

    ሓይልታት ጣሊባን ካብ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ክምንጥልዎን ዝደለዩ ሰለስተ ኣገደስቲ ከተማታት ኣብ ክባ ኣእትዮም ከቢድ ውግእ የካይዱ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ምስ ሰራዊት ኣመሪካ ብምዃን ንነበርቲ ዘዘራርብ ዘሎ ኣፍጋናዊ

    እቶም ኣብ ኣመሪካ ዝጣየሱ ዘለው ተርጎምቲ፡ ኣመሪካ ምስ ጣሊባን ኣብ እተካይዶ ዝነበረት ን20 ዓመታት ዝጸንሐ ኲናት ምስ ኣመሪካ ሓቢሮም ዝሰርሑ ሰባት ኮይኖም፡ ብዓርቢ ንጉሆ ዝኣተው ሰባት ኣብ ቨርጂኒያ ናብ ዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር ፎርት ሊ ኣትዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ወተሃደር ኣፍጋኒስታን ነቲ ጥራዩ ዝተረፈ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ባግራም እናፈተሸ

    ሓዲሽ ሓላፊ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ባግራም ኮይኑ ዝተመዘዘ ኣፍጋናዊ ጀነራል፡ ኣመሪካ ነቲ ቀንድን ዝዓበይን ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝነበራ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ባግራም ንሰብ መዚ ኣፍጋኒስታን ከይነገረት ብለይቲ ገዲፋቶ ከምዝወጽአት ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ጣሊባን

    ኣብ ቀጠር (ኳታር) ዝርከብ ወተሃደራዊ ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓሳብ፡ ዝኾነ ይኹን ናይ ደገ ወተሃደር ኣብታ ርእሰ ከተማ ክጸንሕ የብሉን ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሰራዊት ኣመሪካን ኔቶን ኣብ ኣፍጋኒስታን ካብ ቀንዲ መዓስከሮም ዝነበረት መዓስከር ጠቅሊሎም ወጺኦም

    ኣብዚ ሕጂ እዋን ሰራዊት ጣሊባን ኣብ ዝተፈላላየ ከባቢታት ኣፍጋኒስታን ቦታታት ኣብ ምሓዝ እዩ ዝርከብ። ምስዚ ብምስናይ ብዙሓት ንውጥን ምውጻእ ሰራዊት ኣመሪካን ኔቶን ካብ ኣፍጋኒስታን 'ኣይግዚኡን'ዩ' ኢሎም ዝገልጽዎ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኢልሃም ዑመር

    ኢልሃም ዑመር ብሰኑይ ብትዊተር "ብኣመሪካ፤ እስራኤል፤ ሓማስ፤ ኣፍጋኒስታንን ጣሊባንን ክትሓስቦ ዘጸግም ገበን እዩ ተፈጺሙ፡ ብዛዕባ ፍትሒ እቶም ግፉዓት ክንሓስብ እንከለና ኸኣ እቲ ተሓታትነት ብማዕረ ክኸውን ኣለዎ" እያ ኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቦንባ ተመሃሮ ተቐቲሎም

    እቲ መጥቃዕቲ ተመሃሮ ካብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዝወጽኡሉ ሰዓት ዝተፈጸመ ብምንባሩ፡ መብዛሕትአን ደቂ ኣንስትዮ ዝኾና ልዕሊ 60 ህጻናት ተመሃሮ ተቐቲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝርከቡ ሰራዊት ኣመሪካ

    ብመሰረት እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ሞንጎ ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበረፍ ዶናልድ ትራምፕን ጣሊባንን ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ እቶም ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝርከቡ ዓለምለኻውያን ወተሃደራት 1 ግንቦት 2021 ጠቕሊሎም ክወጽኡ፡ ክሳብ ዝወጽኡ ከኣ ጣሊባን ኣብ ልዕሊኦም ዝኾነ መጥቓዕቲ ከይፍጽሙ እዮም ክታሞም ኣንቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ወተሃደራት ኣመሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን

    ሰብ መዚ ኣመሪካ ምውጻእ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን ምስቲ ኣብ ልዕሊ ትሬድ ሴንተርን ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣመሪካ (ፔንታጎን) ኣብ 11 መስከረም 2001 መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ዕለት ንክሳነ፡ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን 11 መስከረም 2021 ከም ዝወጽእ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next