ሰራዊት (ወተሃደር)

  1. ጀነራል ማርክ ሚሊ

    እቲ ንውጽኢት ምርጫ ዝተሓረመ ትራምፕ፡ "ካብ ቁጽጽር ወጻኢ" ከይከውን እቲ ጀነራል ሻቕሎት ከምዝሓደሮ'ዩ እቲ ብፍሉጣት ጋዜጠኛታት ቦብ ዉድዋርድን ሮበርት ኮስታን ዝተጻሕፈ መጽሓፍ ዘውስእ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብቲ ብትእዛዝ ፕረዚደንት ፑቲን ዝተኻየደ ልምምድ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ህጹጽ ሓደጋታት ሩስያ ዝተዋጽኡ 6000 ኪኢላታት ተሳቲፎም

    ዚኒቸቭ፡ ካብ 2018 ኣትሒዙ ሚኒስተር ህጹጽ ሓደጋታት ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ኮይኑ፡ ቀንዲ ኣባል ሓለዋ ጸጥታ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ዝነበረ ምዃኑ ይንገረሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መጻኢ ናይቲ ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ ፕረዚደንት ኮንደ እንታይ ከምዝኸውን ግን ዛጊት ብንጹር ኣይተፈልጠን

    ንሚኒስተራት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ድማ፡ ካብታ ሃገር ከይወጹን፡ ዝተዋህብኦም ናይ መንግስቲ መካይን ንሰራዊት ከረክቡን ኣዚዙ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መደበር ቃኘው

    እቲ 'ቃኘው' (Kagnew) ዝብል ስም ድሓር'ዩ መጺኡ። ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ 'ቃኘው' ዚብል ስም ክልተ ትርጕም ኣሎዎ። እቲ ቀዳማይ፡ ብ1896፡ ኣብ ጊዜ ዉግእ ዓድዋ ምዃኑ'ዩ፡ ሓደ ተወጣሓይ ዘይነበሮ ናይ ዉግእ ፈረስ ፈጽ ኢሉ ኣብ ድፋዓት ጣልያን ጠኒኑ ብምእታው በታተኖም ይበሃል። እቲ ካልኣይ ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ፈለማ 50'ታት ኣብ ኮርያ ዘሰለፈቶ ቦጦሎኒ ብ 'ቃኘው' ኢዩ ዝፍለጥ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ካርታ ክልል ቤንሻንጉል

    ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ዞባ መተከል ወረዳ ቡለን፡ ሓደ ሰብ ዝተቐትለ ኾይኑ፡ ከምኡ'ውን ኣብ ሓዘን ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ሰባት መጥቃዕቲ ተፈጺሙ፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ሰባት ብርቱዕ ጉድኣት በጺሑ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጀነራል ብርሃኑ ጁላ

    ኣብቶም ዝሓለፉ ክልተ ሳምንታት ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ መራኸብታት፡ እቲ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትኢትዮጵያ ዝኾነ ጀነራል ብርሃኑ: ብኸቢድ ሓሚሙ ዝብልን ካልኦትን ወረታት ብዛዕባኡ ክናፈሱ ፀኒሖም’ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፈረንሳይ ምስ ማሊ ዝነበራ ወተሃደራዊ ርክብ ከምዝሰሓብበት ተገሊፁ

    ኣብ ማሊ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ፡ ፈረንሳይ፡ ምስ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ማሊ ዝነበራ ወተሃደራዊ ስርሒት ስሒባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሩስያ፡ ኣብ ሱዳን መደበር ሓይሊ ባሕሪ ክትከፍት መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ።

    ብመሰረት እቲ ሽዑ ዝተበጽሐ ምርድዳእ፡ እቲ መዓስከር ኑክሌራዊ ዝርከብአን 4 መራኽብ ኲናትን ኣስታት 300 ኣባላትን ከስፍር ተወጢኑ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ነፋሪት ኵናት

    ኣብ መሸጣ ኣጻዋር ዝነበራ መሪሕነት ዝዓቀበት ኣሜሪካ ኣብ ዕዳጋኣ ወሰኽ ከምዝተረኣየ ተሓቢሩ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መራሕቲ ሰራዊት ሱዳን

    ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቀዳም ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ድማ፡ ነቲ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ክሲ ብትሪ ዝነቐፈ ኮይኑ፡ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝተውሃበ መግለጺ 'ንርክባት ክልቲኤን ሃገራትን ንዝምድና ህዝብታት ክልቲኤን ሃገርን ዝኽሕድ' ክብል ከምዝገለጾ'ውን ወኪል ዜና ሱና ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next