ጃፓን

  1. ኪም ጆንግ-ኡን

    እዚ ዝኸውን ዘሎ ድማ ላዕለዎት ሓለፍቲ ድሕነት ደቡብ ኮርያ፣ ጃፓንን ኣሜሪካን ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኮርያ ንምዝርራብ ኣብ ዝተራኸቡሉ እዋን’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ነፋሪት

    ስካይትሬክስ፡ ካብ መስከረም 2019 ክሳብ ሓምለ 2021 ኣብ ዘለዉ 23 ኣዋርሕ፡ ኣብ 13 ነጥቢ 42 ሚሊየን ገያሾ ብመሰረት ዘካየዶ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ'ዩ፡ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ብሉፃት መገድታታት ኣየር ዓለም ሓርዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣትሌት ቀነኒሳ

    እቲ ኣትሌት ብ2019 ዓ.ም ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ንምምሕያሽ ክልተ ካልኢታት ምስ ተረፎ ኣብቲ ውድድር ከም ዝተዓወተ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መናቱ ወነንቲ ክብረ ወሰን ዕድመ

    ኡሜኖ ሱሚያማን ኬሙ ኮዳማን ቅድሚ ሕጂ ኪን ናሪታን ጂን ካኒን ብዝተባህሉ ጃፓናውያን ተታሒዙ ዝነበረ ክብረ ወሰን እየን ሰይረን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ክታበት ሞዴርና

    ብዙሓት ሰባት ድማ ምስቲ ቁርጽራጽ ነገራት ዝተረኸቦ ብልቃጥ ተጠሚሮም ካብ ዝመጽኡ ካልኦት ብልቃጣት ከም ዝተኸተቡ ተፈሊጡ። ኣብዚ እዋን ከኣ እቲ ጥምሮ (‘ባች’) ንሰባት ካብ ምኽታብ ክቋረጽ ተገይሩ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. መራሒ ዘይብለን መኪና

    እተን ተሽከርከርቲ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ሰባት ጉድኣት ከየብጽሓ ብዝብል ድማ ተወሳኺ ቑጽጽር ዝገብሩ ሰራሕተኛታት ተመዲቡለን ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣትሌታት ኢትዮጵያ

    ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፤ ኣብቲ ቅድሚ መዓልታት ዝተዛዘመ ውድድራት ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ዝተሓተ ውጽኢት ሒዛ ብምምላሳ ብወግዒ ይቕሬታ ሓቲቱ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣትሌት ኪፕቾጌ

    ኬንያዊ ኣትሌት ኢሉይድ ኪፕቾጌ ኣብ ኦሎምፒክ ውድድራት ጉያ ማራቶን ተኸታታሊ ዓወት ብምዕታር ጎብለልነቱ ኣረጋጊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣትሌት ኢሌን ቶምፕሶን -ሄራህ፡

    ቶምሶን-ሄራህ፡ እታ ኣብ ዓለም ዝፈጠነት ጓል ኣንስተይቲ ተባሂላ ወርቂ ሜዳልያ ዝተሸለመት ኮይና፡ ካብ ውድድር ናይ 100ን 200 ሜትሮታት ጉያ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብ ኢንስታግራም ኣካውንታ ኣካፊላ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣትሌት ሲፈንን ለተሰንበትን

    ኣብ ኦሎምፒክ ሪዮ ውድድር 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ዓለም ክብረወሰን ብምምሕያሽ ሜዳሊያ ወርቂ ዝወሰደት ኣልማዝ ኣያናን ኣብቲ እዋን ተነሓናሒት ዝነበረት ቪቪያን ቺርዮትን ኣብቲ ኦሎምፒክ ተሳተፍቲ ስለ ዘይኮና፡ መጻኢ ቀዳም ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍጻመ 10 ሽሕ ሜትሮ እቲ ሜዳሊያ ወርቂ ካብ ለተሰንበት ግደይ ወይ’ውን ሲፈን ከም ዘይወጽእ ትጽቢት ይግበር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next