ህፃናት

  1. ኣውስትራልያ

    ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ጫካ ጠፊኡ ክድለይ ዝጸንሐ ወዲ 3 ዓመት ኣውስትራልያዊ ህጻን ተረኺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ማናቱ

    እቲ ኣብ እስራኤል ማእኸል ሕክምና ሶሮካ ዝተኻየደን 12 ሰዓታት ዝወሰደን መጥባሕቲ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረሉ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ለውጢ ኣየር ጸባይ

    ብኽለት ኣየር ምስ ኣብ ልዕሊ ቆልዑት ዘጋጥሙ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ ሰብነትን ኣዝማን ርክብ ከምዘለዎ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ሃጸይ ዮውሃንስ ራብዓይ ዝፈረሰ ክፍሊ

    ሚንስትር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ጌታሁን መኩሪያ ከም ዝበሎ ብሰንኪ እቲ ኲናት ኣብ ትግራይ ጥራይ ልዕሊ 1.4 ሚልዮን ተምሃሮን ልዕሊ 48 ሽሕ መምህራንን ካብ ምምሃር ምስትምሃር ወጻኢ ኮይኖም ኣለዉ። ኣብዚ ዝዛዘም ዘሎ ዓመት ኮሮናቫይረስ፣ ኲናት ትግራይን ጎንጽታትን፣ ውሕጅ ከምኡ’ውን ደርቂ ንመስርሕ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈታተኑ ቀንዲ ብድሆታት ከም ዝነበሩ ከኣ ጠቒሱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሕማም ዓሶ

    እቲ መጽናዕቲ ኣብ ቡርኪናፋሶን ማሊን ዕድሚኦም ትሕቲ 17 ኣዋርሕ [ዓመትን ሓሙሽተ ወርሕን] ኣብ ዝኾኑ 6,000 ህጻናት ክትትል ብምግባር ከምዝተኻየደ ተፈሊጡ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ህጻን

    መግብን ማይን ከይረኸበት ንመዓልታት ደሃይ ኣጥፊኣ ዝቐነየት ሊዩዳ ኣብ ምሉእ ሰብነታ ካብ ዝረአ ንክሲት ነፍሳት [ባልዓት] ወጻኢ ካልእ ዝኸፍአ ነገር ከየጋጠማ ከምዝተረኸበት ተፈሊጡ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቨርፊ ኩጂ

    ጓላ ንበይና ንጥሜት ኣሳጢሓ፡ መዓልቲ ልደታ ንሽድሽተ መዓልታት እናተሃደሰትን እናሳዕሰዐትን እተኽብር ዝነበረት ኣደ ኣብ ቀይዲ ውዒላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ልዕሊ 100 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ሓደጋ ሞት ከምዝርከቡ ተገሊፁ

    ትካል ህፃናት ሕቡራት ሃገራት - ዩኒሴፍ፡ ኣብቲ ዝቕፅል ዓመት ልዕሊ 100 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ግቡእ ኣመጋግባ ህይወቶም ክስእኑ ከም ዝኽእሉ ኣጠንቂቑ። ኣመሪካ፡ ኣብቲ ኣብ ትግራይ ይካየድ ዘሎ ኵናት ይሳተፉ ዘለዉ ኣካላት "ብህፁፅ ተኹሲ ደው ከብሉን" ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባት ናብ ልዝብ ክመፅኡን ጸዊዓ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ራሚንግተን ንስድራ ግዳያት መጥቃዕቲ ሳንዲ ሁክ 33 ሚሊን ዶላር ካሕሳ ኣቕሪቡ

    ኣብ ቤት ትምህርቲ ሳንዲ ሁክ ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ስርሒት እቲ ኩባኒያ ዝኾነ ጠመንጃ ከም ዝወዓለ ምስ ተፈልጠ ስድራ ግዳያት ንወተሃደራዊ ስርሒት ዝውዕል ዓይነት ብረት ንተራ ሰብ ክሽየጥ ኣይነበሮን ብዝብል ነቲ ኩባኒያ ከሲሶምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣር ኬሊ

    ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ 'አር ኤንድ ቢ' ውሩይ ዝኾነ ኣመሪካዊ ኣር ኬሊ: ወዲ 17 ዓመት ምስዝኾነ ሰገን ጾታዊ ረኽቢ ፈጺሙ ዝብል ሓዊስካ ብኻልኦት ክስታት ሽሙ ይለዓል’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next