እንስሳታት

  1. Video content

    Video caption: ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ክሸና ዘኽእለን ስልጠና ወሲደን

    ተመራመርቲ ጀርመን፡ ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ንኽሸና ዘኽእለን ስልጠና ሂቦመን። ዕላማ ናይቶም ተመራመርቲ መጠን ልቀት ጋዝ ንምንካይ ከምዝኾነ ተፈሊጡ።

  2. ኣብ ዓይኒ-ምድሪ ዝኣተወት ላም

    እተን ኣሓ ኣብቲ ናይ ሽቓቕ ደንበ ኣትየን ምስ ዝሸና፡ ሞሳአን መግቢ ከምዝዋሃባ ተገይሩ። ብድሕሪ'ዚ ኣብ ጥቓ'ቲ ሽቓቕ ኣብ ዘሎ ቦታ ከምዝጸንሓ ተገይሩ። ባዕለን ናብቲ እንዳ ሽንቲ እንድሕሪ ከይደን ድማ ናይ መግቢ ሽልማት ይዋሃበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ሃንደበት ምስ ነባሪ ዓሳ ዝተራኸበት ጀላቢት!

    ኣብ ዶባት ኣርጀንቲና እንዳጀለበት እንከላ ክልተ ነበርቲ ዓሳ ናብቲ ዝነበረትሉ ቦታ መጺኦም ከምዝተንከፍዋ ትዛረብ። ከም ኣጋጣሚ መዓልቲ ልደታ ስለዝነበረ ኣዝዩ ባህ ከምዝበላ ገሊጻ።

  4. ሓሳኹ

    ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትካል መግብን ሕርሻን ብ2013 ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ሓሳኹ ወይ ነብሳት ምምጋብ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ሕጽረት መግቢ ዘቃልል ኣማራጺ መገዲ ክኸውን ከምዝኽእል ሓቢሩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዝስሕቕ ዘሎ ዝመስል ሲል

    ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ተወዳደርቲ ሽልማት ‘ኮሜዲ ዋይልድ ላይፍ ፎቶግራፊ 2021' ዕላዊ ኮይኖም፤ እቶም ኣብ ናይ መወዳእታ ብርኪ ዝበፅሑ 42 ተወዳደርቲ፡ ካብ  ሕዛእቲ እንስሳት፡ ሰብኣዊ ባህሪ ናይ ዝተላበሱ እንስሳት ኣገላልፃ (anthropomorphic) ብስእሊ ዘርእዩ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዓሌት ህበይ

    መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብህይወት ንዘለው እንስሳታት መሮር ብልዑል ጥንቃቐ፡ ዓለምለኻዊ፣ ኣህጉራዊ፣ ሃገራዊ ሕጋጋትን መምርሒታት ውሽጣዊ ኣሰራርሓን ብምስዓብ ምዃኑ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣንበሳ ከረን

    እቲ ኣንበሳ ነቲ ህጻን ኣብ ፊት ገዝኦም ኣብ ዝነበረ ሳዕሪ ዝበዝሖ ሜዳ ጎሲሱ ክወስዶ ዝረኣየት ወላዲቱ ናብ ደገ ጎይያ ብምውጻእ እቲ ኣንበሳ ነቲ ህጻን ክሳብ ዝሰዶ በኣእዳዋ እናሃረመት ተቓሊሳቶ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ተመን ካብ ከብሒ ለመመም ኢሉ እናወጸ

    ኣብ ሲድኒ ኣውስትራልያ ሓንቲ ሰበይቲ ኣስቤዛ ንምዕዳግ ናብ ዓቢ ድኳን (ሱፐርማርኬት) ኣብ ዝኣተወትሉ ካብ ከብሒ ናይ ቀመማት ፋይተን ዝበሓል ዓይነት ተመን ለመም ኢሉ ጎኒፍዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መንካዕ

    ካብ ለንደን ናብ ሩስያ 2,018 ኪሎ ሜትሮ ብምጉዓዝ፡ ዝነውሐ ርሕቐት ዝነፈረት መንካዕ ንሰባት ኣገሪማ። ኣብ መወዳእታ፡ እታ መንካዕ ብድሙ ምስተነኽሰት ከምዝሞተት ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ጥቃ ዩኤስኤስ ጀራርድ ኣር ፎርድ ዝተሰመየት መርከብ ናይ ኣመሪካ ዝተፈተነ ነቱጒ

    "ብሓፈሻ ናይ ማይ ነቶጕቲ ካብ 450 ክሳብ 680 ኪ.ግ ዝምዘን ተባራዒ ኣካል እዩ ዘለዎም፡ እዚ ኸኣ ካብቲ ዝተፈንጀርሉ ከባቢ ካብ 300 ክሳብ 630 ሜትሮ ርሒቖም ዝርከቡ ፍጥረታት ምሉእ ንምሉእ ክቐትል ዝኽእል እዩ፡ እቲ ክብደት ናይ ተፈንጃሪ እናወሰኻ ኣብ ዝኸደሉ ኸኣ መጠን ሳዕቤኑን ዝሽፍኖ ቦታን እናወሰኸ ይኸይድ።"

    ተወሳኺ ንባብ
    next