ጋቦን

  1. ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ናትናኤል ቢንያም ሄኖክ መርሃውን ናሆምን

    ሓሙሽተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ምስ 10 ካልኦት ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ንብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቀዳዳማይ 2021 ተሓጽዮም። እዞም 15 ተቐዳደምቲ ኣብቲ ዓመታዊ ብኣካየድቲ ውድድር ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ (ዙር ጋቦን) ዝውሃብ ኣፍሪቃዊ ሽልማት'ዮም ተሓጽዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ክሪስትያኔ ኦሶውካ ራፖንዳ

    ፕረዚደንት ጋቦን ዓሊ ቦንጎ ኣብታ ሃገር ንፈላማ እዋን ጓል ኣንስተይቲ ቀዳመይቲ ሚንስትር ሸይሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መከላኺ ክዳን ዝተኸድነ ሓኪም

    ኣብ ሃገራት ኬንያ፤ ሰነጋል፤ ኣልጄሪያ፣ ካሜሩን፤ ጋና፣ ጋቦንን ቱኒዚያን ብኮሮናቫይረስ ዝተጠቕዑ ሰባት ረኺበን ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዙር ጋቦን 2017

    ሎሚ ካብ ላምቦርነ ናብ ማውላ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 190 ኪሎ ሜተር ዙር ጋቦን ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ካሜርናዊ ክሎቪስ ካምዞንግ ክዕወተሉ እንከሎ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ብጫ ማልይኡ ዓቂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሉዳ ክሪስ ምስ በዓልቲ ቤቱ

    ቁጽሪ ዜግነት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝወስዱ ኣፍሪቃውያን ኣሜሪካውያን ፍሉጣት ሰባት ይውስኽ ኣሎ። ካብኣቶም ሓንቲ ኤርትራዊ ዜግነት ዝረኸበት ቲፋኒ ሓድሽ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዕዉት ዙር ጋቦን 2014 ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ

    ኣብዚ ውድድር ናትናኤል ብርሃነ ምስ ጋንታ ኮፊደስ ሶሊሽንስ ክረዲት ከምኡ እውን ቢንያም ግርማይ ምስ ጋንታ ኒፖ ዴልኮ ዋን ፕሮቬንስ ብምዃን ኣብዚ ውድድር ስለዝሳተፉ ቁጽሪ ኣብዚ ውድድር ዝሳተፉ ኤርትራውያን ናብ ሸሞንተ ክብ ኢሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next