ሳይበራዊ መጥቃዕቲ

  1. ሩስያ

    ሳችኮቭ፡ ካብቶም ተመራመርቲ፣ ሰብሞያ ድሕነት ሳይበርን ነበር ጋዜጠኛታትን ዝርከቡዎም ኣብ ቀረባ እዋን ብክሕደት ሃገር ተኸሲሶም ዝተኣሰሩ ፍሉጣት ሩስያውያን ሰባት ሓደ ኮይኑ ኣሎ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ስማርት ስልኪ

    እቲ ቅድም ኢሉ ኣብ ውሑዳት ሃገራት ዝውዕል ዝነበረ ዝተራቐቐ ቴክኒካት ስለያ ሕጂ ብቐሊሉ ይሰፍሕ ከም ዘሎን ኣብዚ ናይ ኢንተርነት ዓለም ብዛዕባ ውልቃዊ ሚስጥርናን ድሕነትን ዚያዳ ክንጭነቕ ዝገብር ኩነታት ይምዕብል ምህላውን'ዩ ዝግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዝደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ፕረዝደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን፡

    ፕረዝደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ሃገሩ ካብ ሩስያ ንዝፍኖ መጥቃዕቲ ሳይበር ንምክልኻል፡ “ኣድላይ ዘበለ ስጉምቲ” ከምትወስድ ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ስእሊ ኮምፒዩተር ላፕቶፕ ዝሓዘ ሰብ

    ብ2016፡ ሰሜን ኮርያውያን ሰርሰርቲ ካብ ሃገራዊ ባንኪ ባንግላድሽ ሓደ ቢሊየን ዶላር ክሰርቁ መደብ ኣውጺኦም፤ ኣብ ጫፍ ዓወት ምስ በጽሑ ግን ንስለ ካብቲ ዝወሰዱዎ 81 ሚሊየን ዶላር ተዓጊቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ጄቢኤስ፡ ኣውስትራልያ

    ብምኽንያት እቲ ኣብ ልዕሊ ኣብ ትካል ጄቢኤስ ዝርከባ ኮምፕዩተራት ዝበጽሐ መጥቃዕቲ፡ ናብ ኣውስትራልያ፡ ካናዳን ኣመሪካን ዝግበር ሰደድ ንግዚኡ ክቋረጽ እንከሎ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ካብ ስርሖም ክቦኽሩ ተገዲዶም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ስድራ ግዳያት

    ቴዶሮ ሚኪያስ ዝተባህለ ወዲ 28 ዓመት መንእሰይ፡ እቲ ዝሓዞ ሽጉጥ ናብ ባዕሉ ቅድሚ ምዛሩ ንፍቕረኝኡ ሳንድራ ኢባራ-ፔሬዝ ከምኡ'ውን ሓሙሽተ ኣዝማዳ ብተደጋጋሚ ተኲሱሎም ክብል ፖሊስ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መስመር ነዳዲ ኣመሪካ

    እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብሰርሰርቲ ገበነኛታት ዝተፈነወ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ልዕሊ ዝውውር ነዳዲ ዓብዪ ሓደጋ ዘብጸሐ ኾይኑ፡ ንዕኡ ንምጽጋን ጻዕሪ እናተገበረ ይርክበ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ክሳብ ሕጂ ነቲ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ዝወሰደሉ ጉጅለ የለን

    ፖሊስ በቲ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 14 ሰባት ከምዝቆሰሉ ከምዝርከብዎም ብምሕባር፡ ካብኦም ሓደ ነቶም ነብሰ ክትለታዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ዝመጽኡ ናብ ቤተ ክርስትያን ከይኣትዎ ዝተኸላኸልዎም ሓለዋ እቲ ቤተ ክርስትያን ከምዝርከብዎም ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እቲ ቅትለት ዝተፈጸመሉ ቦታ

    እቲ ኣብቲ ድኳን ዝተቐተለ ፖሊስ ወዲ 51 ዓመት ኮይኑ ካብ 2010 ጀሚሩ ፖሊስ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ከምዝኾነ ፖሊስ ከተማ ቡልደር ገሊጸም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next