ኣውሮፓ/ኤወሮጳ

  1. ዕልቕልቕ

    ኣብዚ ሰሙን ዝበጽሐ ሓደጋ ዕልቕልቕ [ውሕጅ] ስዒቡ፡ ነበርቲ እተን ዝኸፍአ ጉድኣት ዝበጽሐን ሃገራት ጀርመንን ቤልጅየምን፡ መጠን'ቲ ማይ ክጎድል ስለዝጀመረ ከባቢኦም ናይ ምጽራይ ስራሕቲ ጀሚሮም ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጀርመናዊት ከተማ ኢርፍስታድት

    ኣብ ጀርመን ጥራይ ልዕሊ 100 ሰባት ኣብቲ ዕልቕልቕ ሞይቶም ኣለዉ። መራሒት እታ ሃገር ቻንስለር ኣንገላ መርከል፡ ጠንቂ ናይቲ ክስተት ክሊማዊ ለውጢ ብምዃኑ፡ ንምግትኡ ተወፋይነት ከምዘድሊ ተዛሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዋንጫ ሃገራት ኣውሮጳ 2020

    እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ክካየድ ዝነበሮ፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ዝተሰጋገረ፡ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣውሮጳ 2020፡ ትማሊ ሰንበት ብዓወት ኢጣልያ ተዛዚሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ራሂም ስተርሊን (ጸጋም) ጆርጂኖ (የማን)

    በቲ ኣሰልጣኒ እንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ሲቲ ዝነበረ ሮበርት ማንሲኒ እትምራሕ፡ "ኣዙሪ" ዝብል ቅጽል ስም ዘለዋ ጋንታ ኢጣልያ፡ ብብርኪ ዓለም ኣብ ሻብዓይ ደረጃ ትርከብ ኮይና፡ ኣብ ኩለን ግጥማታ ብምስዓር'ያ ኣብዚ በጺሓ ዘላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. እቲ ተላባዒ ሕማም ዝተረኸቦ ኣስክሬን ናይ ወዲ 20ታት እዩ

    እቲ ተላባዒ ሕማም ኣብ 1300ታት ናብ ኣውሮጳ ብምስፍሕፋሕ ኣብ ዘመናት ብሚልዮናት ዝቁጸሩ ሰባት ከምዘህለቐ'ዩ እዚ መጽናዕቲ ዘረድእ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ግዳያት

    በቲ መጥቃዕቲ ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት ሞይቶምን ቆሲሎምን ምህላዎም ጸብጻባት ክገልጹ እንከለው፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግና እቲ ደብዳብ ነፈርቲ ንሰላማውያን ሰባት ዒላማ ከም ዘይገበረን ንዕጡቓት ትግራይ ዝዓለመን ምንባሩ ይገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ራሞስ ምስ ርያል ማድሪድ ብምዃን ዋንጫ ቻምፕዮንስ ሊግ ዝርከቦ 22 ዋናጫ ዓቲሩ

    ራሞስ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ስጳኛ ብምኳን'ውን 180 ዋንጨታት ተዓዊቱ ዕኡ፡ ኣብ 2008 ከምኡ'ውን 2012 ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ብምኳን ዋንጫ ሃገራት ኣውሮፓ ክዕወት እንከሎ፡ ኣብ 2010 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተካየደ ዋንጫ ዓለም'ውን ምስ ሃገራዊት ጋንትኤ ብምኳን ተዓዋቲ ዋንጫ ዓለም ክኸውን ክኡሉ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ቀይዲ ፖሊስ ዝኣተወ ሳንቸዝ

    ኣብ ለካቲት 2019፡ ኩነታት ናይታ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ርእሰከተማ ማድሪድ ትነብር ዝነበረት፡ ኣብ ክሊ ዕድመ 60ታት ዝነበረት ማርያ ሶለዳድ ጎመዝ ዘስግኦ መሓዛ ሻቕሎቱ ድሕሪ ምግላጹ ፖሊስ ናብቲ ቦታ ከይዶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኤሪክሰን ኣብ 2020 ካብ ጋንታ ስፐርስ ናብ ኢንተርሚላን ብ16.9 ሚልዮን ፓዉንድ ዝተጸምበረ እዩ

    ዴንማርካዊ ናይ ማእኸል ተጻዋታይ ክርስትያን ኤሪክሰን ጋንትኡ ምስ ፊንላንድ ኣብ ዝነበራ ጸወታ ዘልሓጥሓጥ ኢሉ ስለዝወደቐ እቲ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ተቛሪጹ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ካብ ጸጋም ንየማን፡ ኣምባሳደር ሊንዳ ቶማስ-ግሪንፊልድ፡ ጀፍሪ ፈልትማን፡ ሳማንታ ፓወርን ማርክ ሎውኮክን

    ኣብቲ ብቐጥታ ብማንዛ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሕብረት ኣውሮጳ ዝተኻየደን ብጋዜጠኛ ሲ-ኤን-ኤን (CNN) ንዕማ ኣልባቒር ዝተመርሐን መድረኽ፡ ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ማርክ ሎውኮክ፡ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ሊንዳ ቶማስ-ግሪንፊልድ፡ ኮሚሽነር ዓለምለኻዊ ሽርክነት ሕብረት ኣውሮጳ ጁልታ ኡርፒላይነን ብጻያ ኮሚሽነር ህጹጽ ቅልውላዉ ጃነዝ ሌናርኪክን ተሳቲፎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next