ኣልቃዒዳ

  1. ወተሃደር ኣፍጋኒስታን ነቲ ጥራዩ ዝተረፈ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ባግራም እናፈተሸ

    ሓዲሽ ሓላፊ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ባግራም ኮይኑ ዝተመዘዘ ኣፍጋናዊ ጀነራል፡ ኣመሪካ ነቲ ቀንድን ዝዓበይን ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝነበራ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ባግራም ንሰብ መዚ ኣፍጋኒስታን ከይነገረት ብለይቲ ገዲፋቶ ከምዝወጽአት ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሰራዊት ኣመሪካን ኔቶን ኣብ ኣፍጋኒስታን ካብ ቀንዲ መዓስከሮም ዝነበረት መዓስከር ጠቅሊሎም ወጺኦም

    ኣብዚ ሕጂ እዋን ሰራዊት ጣሊባን ኣብ ዝተፈላላየ ከባቢታት ኣፍጋኒስታን ቦታታት ኣብ ምሓዝ እዩ ዝርከብ። ምስዚ ብምስናይ ብዙሓት ንውጥን ምውጻእ ሰራዊት ኣመሪካን ኔቶን ካብ ኣፍጋኒስታን 'ኣይግዚኡን'ዩ' ኢሎም ዝገልጽዎ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. እቶም ካብ ስርሖም ዝተባረሩ፡ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ፡ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ከምኡ'ውን ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ እቲ ሰራዊት ምክልኻል ናይጀርያ እዮም።

    እቶም ካብ ስርሖም ዝተባረሩ፡ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ፡ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ከምኡ'ውን ኢታማጆር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ናይጀርያ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. እዚ ኣብ ክልተ ተኸፊሉ ዘሎ ስእሊ ቃሲም ኣልራይሚ ኮይኑ ካብ ሰነዳት ውሽጣዊ ጉዳያት የመን ዝተወስደ እዩ

    ካብ 2015 ንኣልቃዒዳ ክመርሕ ዝጸንሐ ቃሲም ኣል ራይሚ ብመጥቃዕቲ ኣመሪካ ኣብ የመን ከምእተቐትለ ተሓቢሩ። ንምዃኑ ቃሲም ኣል ራይሚ መን እዩ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቡርኪና ፋሶ

    መንግስቲ ቡርኪና ፋሶ ኣብቲ ዞባ እናወሰኸ ይመፅእ ዘሎ መጥቃዕቲ ኣኽረርቲ ሓይልታት ንምግታእ ዜጋታቱ ከዕጥቕ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣባላት ፓሊስ ኣብ ሰሜን ፉርኪና ፋሶ ኣብ ሓለዋ 2018

    ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪናፋሶ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ሸውዓተ ሞተር-ብሽክሌታታት ዝተወጥሑ ዕጡቓት ናብ ሓደ ናይ ሰንበት ቅዳሰ ዝካየደሉ ዝነበረ ቤተ ክርስትያን ብምኻድ ፈጺሞሞ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ክልተ ወተሃደራት

    ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዓብዪ ትካል ቴሌኮም፡ ኤምቲኤን ንኣልቃይዳን ጣሊባንን ብላዕ ብምሃብ ኣብ ዝቐረበሉ ክሲ መልሲ ሂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሃምዛ ቢንላደን

    ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ወዱ ንመስራቲ ጅሃዳዊ ጉጅላ ኣልቃዒዳ፡ ሃምዛ ቢንላደን፡ ወታሃደራት ኣመሪካ ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት ከም ዝተቐትለ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next