ውሕስነት እንስሳታት

  1. ኣፍራስ

    ኣብ ዋና ጎደናታት እታ ከተማ ብምውሓዞም ኣብ ምንቅስቓስ ትራፊክ ጸገም ይፈጥሩ ኣለው ከምኡ'ውን ቑጠባዊ ጉድኣት ኣስዒቦም ዝበሎም ልዕሊ 230 ኣፍራስ ከምዝኣከበ ሓቢሩ። እዞም ምምሕዳር እታ ከተማ ዝሓዞም እንስሳት ኣእዱግ እውን ዝርከቡዎም ኮይኑ ዋናታቶም ክሳብ ዝወስዱዎም ንግዚኡ ኣብ ዝተዳለወ መጽንሒ ቦታ ክጸንሑ ምዃኖም ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. Video content

    Video caption: ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ክሸና ዘኽእለን ስልጠና ወሲደን

    ተመራመርቲ ጀርመን፡ ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ንኽሸና ዘኽእለን ስልጠና ሂቦመን። ዕላማ ናይቶም ተመራመርቲ መጠን ልቀት ጋዝ ንምንካይ ከምዝኾነ ተፈሊጡ።

  3. ሓሳኹ

    ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትካል መግብን ሕርሻን ብ2013 ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ሓሳኹ ወይ ነብሳት ምምጋብ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ሕጽረት መግቢ ዘቃልል ኣማራጺ መገዲ ክኸውን ከምዝኽእል ሓቢሩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዝስሕቕ ዘሎ ዝመስል ሲል

    ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ተወዳደርቲ ሽልማት ‘ኮሜዲ ዋይልድ ላይፍ ፎቶግራፊ 2021' ዕላዊ ኮይኖም፤ እቶም ኣብ ናይ መወዳእታ ብርኪ ዝበፅሑ 42 ተወዳደርቲ፡ ካብ  ሕዛእቲ እንስሳት፡ ሰብኣዊ ባህሪ ናይ ዝተላበሱ እንስሳት ኣገላልፃ (anthropomorphic) ብስእሊ ዘርእዩ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መንካዕ

    ካብ ለንደን ናብ ሩስያ 2,018 ኪሎ ሜትሮ ብምጉዓዝ፡ ዝነውሐ ርሕቐት ዝነፈረት መንካዕ ንሰባት ኣገሪማ። ኣብ መወዳእታ፡ እታ መንካዕ ብድሙ ምስተነኽሰት ከምዝሞተት ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ጥቃ ዩኤስኤስ ጀራርድ ኣር ፎርድ ዝተሰመየት መርከብ ናይ ኣመሪካ ዝተፈተነ ነቱጒ

    "ብሓፈሻ ናይ ማይ ነቶጕቲ ካብ 450 ክሳብ 680 ኪ.ግ ዝምዘን ተባራዒ ኣካል እዩ ዘለዎም፡ እዚ ኸኣ ካብቲ ዝተፈንጀርሉ ከባቢ ካብ 300 ክሳብ 630 ሜትሮ ርሒቖም ዝርከቡ ፍጥረታት ምሉእ ንምሉእ ክቐትል ዝኽእል እዩ፡ እቲ ክብደት ናይ ተፈንጃሪ እናወሰኻ ኣብ ዝኸደሉ ኸኣ መጠን ሳዕቤኑን ዝሽፍኖ ቦታን እናወሰኸ ይኸይድ።"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ተሸላሚ ሜዳልያ ወርቂ ኣንጭዋ

    እቲ ኣንጭዋ ኣብ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ናይ ስራሕ እዋኑ፡ ኣብ ካምቦድያ 71 ነታጉትን ካልኦት ተፈንጀርቲ ነገራትን ረኺቡ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ማጆር ዝተባህለ ናይ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ከልቢ ንኻልኣይ

    ማጆር ዝተባህለ ከልቢ ፕረዚደንት ባይደን፡ ኣብ መጀመርታ እዚ ወርሒ  ንኻሊእ ሰራሕተኛ ብምንካሱ፡ ኣብ ስልጠና እዩ ጸኒሑ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብዕድመ ‘ዝዓበየት’ ዑፍ ኣብ 70 ዓመታ ጫጪሓ

    ዊዝደም ተመራመርቲ ኣብ 1956 ዝተረከብዋ እታ ብዕድመ ዝዓበየት ዑፍ ላይሶን ኣልባትሮስ እያ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next