ቢዝነስ

  1. ዩጌን ቺዎ

    ዩጌን ቺዎ ትምህርቱ ኣብ ዘጽንዐሉ ግዜ ዘዳለዎም ሓጺር መዘኻኸሪ ነጥብታት ዝሓዙ 1,500 ወረቓቕቲ ሸይጡ'ሎ። ሰሙናዊ ድማ ኣስታት 1 ሽሕ ዶላር ኣታዊ ኣለዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካብ ወርቂ ዝተሰርሐ ገይጺ

    ኢትዮጵያ ብምስጢር ክተዳልዎ ዝጸንሐት ሓድሽ ባጤራ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ወግዓዊ ከምዝገበረት ይዝከር። ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ገንዘብ፣ ብልሽውናን ኮንትሮባንድን ከኣ እቲ ባጤራ ንክቕየር ቀንዲ ምኽንያታት ከምዝኾኑ ተገሊጹ'ሎ። ኣብ መስርሕ ምትካእ ሓድሽ ባጤራ ከኣ ዋጋ ዝተፈላለዩ ነገራት ወሰኽ ዝተረኣየ ኮይኑ፤ ብፍላይ ኣብ ዋጋ ወርቂ ዝለዓለ ወሰኽ ከምዘሎ ነጋዶ ይዛረቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ መገዲ ባቡር ዝንቀሳቐሱ ሰባት

    ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ኣብ ዕጽዋ ዝጸንሓ ሃገራት ዓለም ናብ ንቡር ምንቅስቓስ ኣብ ዝተመለሳሉ፡ መጠን መልከፍቲ ብናህሪ ይውስኽ ስለዘሎ፤ እዚ ዝፈጠሮ ስግኣታት ኣብ ዋጋታት መሸጣ ብርኪ ዓቢ ምንቁልቋል የስዕብ ምህላዉ ኣብ ኣውሮጳ ክኢላ ምቁጽጻር ዋጋታት ሮላንድ ካሎያን ይሕብር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኮሮናቫይረስ

    ኣብዚ ሰሙን'ዚ፡ ኣብ ኣመሪካ ንፈለማ እዋን ንፈተነ ሓደ ሰብ ተኸቲቡ ነይሩ። ተመራመርቲ፡ ንህጹጽነት ናይቲ ለበዳ ኣብ ግምት ብምእታዉ፡ ነቲ መጀምርታ ኣብ እንስሳታት ክገብርዎ ዝነበሮም ፈተነ ሰጊሮም ድማ ኣብ ሰብ ፈቲኖምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፉንኬ ኣምብዮላ

    ሓደ ሲሶ ካብቶም ዝዓበዩ 100 ዝኾኑ ትካላት ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብቑጽሪ ውሑዳት ካብ ዝኾኑ ዓሌታት ዝመጽኡ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ከምዘይብሎም ጸብጻባት ይሕብሩ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣይተ ደሳለኝ (ጸጋም) ባንኪ ኣንበሳ (የማን)

    ብጌጋ ናብ ሕሳቡ ዝኣተወሉ 1 ሚልዮን ብር መሊሱ ዘረከበ ነባሪ ከተማ መቐለ ተግባሩ ንብዙሓት ኣዘራሪቡ'ሎ። በዓል ዋና'ውን ገንዘቡ ተቐቢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ጸጋ ምስ ጽማቝ በለስ

    ጸጋ ገብረኪዳን፡ ንበለስ "ወርቃዊ ሃብትና እዩ" ኢላ እያ እትገልጾ። ካብ በለስ፡ ጽሟቕ፣ ማርማላታን ኩኪስን እናፍረየት ናብ ወጻኢ ትልእኽ። ሃንደበት ዝረኸበቶ ዕድል ስልጠና፡ ብኸመይ ንህይወታ ከምዝቐየሮ ተዘንቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. Video content

    Video caption: "ሓደ ሚልዮን ዶላር ሰሪሐ"

    ሃና ተኽሌ ኣብ ስራሕቲ ቢትኮን ተዋፊራ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ሓደ ሚልዮን ዶላር ሰሪሓ።

  9. ጃክ ማ (ጸጋም) ቀዳማይ ሚንስትር ኣብዪ (የማን)

    ቻይናዊ መስራትን ወናናን ዓብዪ ትካል ብኢንተርኔት ዝፍጸም ንግዲ ኣሊባባ ዝኾነ ጃክ ማ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይድ ጀሚሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ካብ ግልበጣ መርከብ ዝድሓነት በጊዕ

    ካብ ሮማኒያዊት ወደብ ሚድያ ልዕሊ 14 ሽሕ ኣባጊዕ ጽዒና ዝተበገሰት መርከብ ብምግልባጣ፡ ነተን እንስሳት ንምድሓን ጻዕሪ ይግበር ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next