ኩዌይት

  1. ኩዌታዊት ደራፊት

    ስነጥበባዊት ክዌታዊት ባስማ ካብ ምስልምና ናብ ጁዲዝም (ኣይሁድነት) ብምቕያራ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ተቓውሞ ኣባላት ማሕበረሰብ ቢዱን

    ወዲ 27 ዓመት ሃማድ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ንገዛእ ርእሱ ብሓዊ ምቅጻሉ ንመላእ'ታ ሃገር ዘዘራረበን ዘቖጠዐን አኣጋጣሚ ኮይኑ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ኩዌት፡ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ብኢንተርኔት ዝሻየጡላ ሃገር

    ኣብ ኩዌት ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ብዝተፈላለዩ ኣፕሊኬሽናት ልክዕ ከም ኣቕሓ ይሽየጣ ከምዘለዋ ቢቢሲ ዓረብኛ ዘካየዶ መርመራዊ ጸብጻብ የረድእ።