ማእከላይ ኤሽያ

  1. ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ

    ኣብ 2019 ገጣሚትን ጋዜጤኛን ይርግኣለም ፍስሃ ክትሽለም እንከላ ኣብ 2020 ኸኣ ተ መስራቲ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ምሽላሙ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሰሜን ኮርያ ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ

    እቲ ፈተነ እታ ብሕጽረት ምግብን ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝተሃሰየት ሃገር ሐዚ እውን ኣጽዋር ኲናት ናይ ምምዕባል ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘመላኽት እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ተሸላሚ ሜዳልያ ወርቂ ኣንጭዋ

    እቲ ኣንጭዋ ኣብ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ናይ ስራሕ እዋኑ፡ ኣብ ካምቦድያ 71 ነታጉትን ካልኦት ተፈንጀርቲ ነገራትን ረኺቡ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. እታ KRI Nanggala-402 ተባሂላ እትጽዋዕ ዝጠፈአት ሳብማሪን ኢንዶንዥያ

    ውሃቢ ቃል ሓይሊ ባሕሪ ኢንዶንዥያ ንቢቢሲ ከምዝሓበሮ፡ ኢንዶንዥያ መርከብ ክትጥሕላ እዚ ናይ መጀመርታ እዩ፡ እንተኾነ ኣብ ካልእ ሃገር ተመሳሳሊ ክስተት ኣጋጢሙ ይፈልጥ'ዩ፡ ኣብ 2017 ብኣርጀንቲና እትውነን ሳብማሪን 44 ባሕረኛታት ሒዛ ኣብ ደቡባዊ ኣትላንቲክ ውቅያኖስ ተሰዊራ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ሚያንማር ኣብ ሓንቲ ከተማ ልዕሊ 80 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊጹ

    ኣብ ሚያንማር ኣብ ከተማ ባጎ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ልዕሊ 80 ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ሚያንማር ከምዝቐተሉ ተሓለቅቲ ሰብኣዊ መሰላት ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጆይ ክሩክስ

    "ብዘይ ደም መዓርግ ኮነ ስም የልቦን። እቲ ዘሕዝን ግን፡ ኣብቲ ኵናት ብዙሓት ካብ ኣባላት ስድራ ቤተይ ሞይተሙኒ እዮም"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሚን ኣንጉ ህላንግ፡

    ሚያንማር፡ መራሒ ናይቲ ዕልዋ ዘኻየደ ሰራዊት ዴሞክራሲ ከምዘስፍን ተመባጺዑ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሰሜን ኮርያ እቲ ሚሳኤል እናተወንጨፈ ዘርኢ ስእሊ ዘርጊሓ ኣላ

    ሰሜን ኮርያ፡ ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዝተኮሰት እኳ ግሉጽ እንተኾነ፡ እንታይ ዓይነት ባላስቲክ ሚሳኤል እያ ፈተነ ኣካይዳ ዝብል ግን ንጹር ኣይኮነን ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጁንግ ኡን

    እቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፓን ቅድሚ ምዕላቡ ብቅደም ተኸተል 420 ኪሎ ሜተር ከምኡ'ውን 430 ኪሎሜተር ብምውንጫፍ ካብ ክሊ ማይ ናይ ጃፓን ወጻኢ ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝኾነ ጉድኣት ከየስዓበ ከምዝዓለበ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ሚያንማር ነቲ ወተሃደራዊ ሓይሊ ብምቅዋም ብዙሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

    ኣብ ሚያንማር ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምግጣሙ ሃዲሞም ናብ ህንዲ ዝኣተዉ ኣባላት ፖሊስ፡ ህንዲ ኣሕሊፋ ክትህባ እታ ሃገር ሓቲታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next