ማሕበራዊ መራኸቢታት

  1. ስልኪ ዝጥቀሙ ዘለው ሰባት

    ብመሰረት ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ሰነ 2021 ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ እዞም ውልቀሰባት ኣብ ትዊተር ብቐጥታ ጋዜጠኛታት፣ ዳያኑን ተሓለቕቲ መሰላትን ንከጥቅዑ ተኸፊሉዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣማዞን

    እቲ ትካል ሰፊሕ ሕጽረት ሰራሕተኛታት ስለዘጋጠሞ ደለይቲ ስራሕ ንምስሓብን ዘለዉ ምሰኡ ክጸንሑን ብምሕሳብ’ዩ ናብዚ ውሳነ በጺሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ዊንታና ይልማ፡ ካብ ተኸታታሊት ዩቲዩብ ናይ ባዕላ መደባት ናብ ምድላው

    ዊንታና ወርሓዊ ካብ ዩትዩብ ክሳዕ 30 ሽሕ ብር ኣታዊ ትረክብ። ንምዃኑ መንእሰያት ኣብ ዩትዩብ ካብ ተዓዛብነት ናቶም መደባት ናብ ምድላው ዝደረኾም ኣጋጣሚ እንታይ ይመስል?

  4. ዊንታና ይልማን ሚኪያስ ተኽለማርያምን

    ዩቲዩብ ንዘኽብሮ የኽብር። ግዘን ሓሳቦምን ሂቦም "ስረሐይ ኢሎም" ብትግሃት ቪድዮታት ንዝሰርሑ ሰባት ከይወዓለ እንከይሓደረ 'በረከት' ሒዝሎም ይመፅእ። ንገሊኦም ብሚልየን ዝቑፀር ዶላር ይኸፍል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኢትየጵያ ምስ ፌስቡክ ዝመሳሰል ማሕበራዊ መራኸቢ ክትኸፍት ምዃና ኣፍሊጣ

    ፌስቡክ፡ ቅድሚ እቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተኸየደ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ፤ ምስቲ ኤጀንሲ ርክብ ኣለዎም ስኑዓት ዝበሎም ገጻት ከምዝዓጸወ ኣፍሊጡ ምንባሩ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ካቢ ላሜ

    ኣብዚ እዋን እቲ ናቱ ናይ ቲክቶክ ገጽ፡ ልዕሊ 100 ሚልዮን ሰዓብቲ ክህልዎ እንከሎ ልዕሊ 1.3 ቢልዮን ላይክ ረኺቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ወተሃደር ጣሊባን

    ጣሊባን ግብረሽበራዊ ጉጅለ ምዃኑ ዝገልጽ ትካል ፌስቡክ፡ ንጣሊባንን ንእዑ ዝድግፉ ትሕዝቶታትን ኣብ መድረኹ ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣርማ ኣውሎ ሚድያ

    ካብቶም ኣብ ኣዋሽ ሰባት ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ሚድያ እቶም 10 ኣብ መጀመርታ እዚ ሰሙን ብዋሕስ እንትፍትሑ እቶም ዝተረፉ 7 ግን ሐዚ እውን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዘለዉ ጠበቐኦም ንቢቢሲ ተዛሪቡ፡፡ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ብዛዕባ ዝነበረ ኣተሓሕዛ ብዝምልከት፡ ሰራሕተኛ ኣውሎ ሚድያ ምስዝኾነ ጋዜጠኛ ክብሮም ሰሎሞን ጻንሒት ጌርና ኣለና፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢትዮቴሌኮም

    ብኬንያዊ ሳፋሪኮም ዝምራሕ ጥምረት፡ ኣብ ፈላማይ ጨረታ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ዝተዓወተ ኮይኑ፡ ኣብ ቀረባ ስራሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ጥቓ ቤትጽሕፈት ኤንኤስኦ፡ ቴላቪቭ እስራኤል ቴለፎን ትጥቀም

    ሓደ ትካል ስለያ እስራኤል ንምልካዊ መንግስትታት ዝሸጦ ናይ መሰለዪ ሶፍትዌር (ስፓይዌር) ኣብ ዙርያ ዓለም ንዝርከቡ ተሓለቕቲ መሰላት፡ ጋዜጠኛታትን ጠበቓታትን ዒላማ ይገብር ምህላው ጸብጻባት ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next