ታንዛንያ

  1. ፕረዝደንት ታንዛንያ ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን

    ሓዳሽ ፕረዝደንት ታንዛንያ ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን ንፈለማ እዋን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ለቢሳ ተራእያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፕሬዝደንት ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን

    እታ ፕረዚደንት፡ መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ዘሰናድእዎ ሓደ መድረኽ ተረኺባ፡ "ኣብ ጉዳይ ዓመታዊ ባጀት መንግስቲ ተዘራሪብና ክነጽድቕ ምተገበአ ነይሩ። እቲ ፓርላማ ክሰርሐሉ ብዝግባእ መገዲ ንስራሕ" ድማ ኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. እቲ ፕሮጀክት ነቲ ዞባ ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓታት ከምጽእ ተስፋ ይግበር

    ህንጸት እቲ ሻምብቆ ንከባቢ 10 ሽሕ ሰባት ናይ ስራሕ ዕድል ብምፍጣር፡ ነቲ ዞባ ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓታት ከምጽእ ተስፋ ይግበር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ 1998 ኣብ ኢምባሲታት ናይ ኣመሪካ ኣብ ታንዛንያን ኬንያን ብኣልቃዒዳ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ

    ሱዳን ኸኣ ንኣልቃዒዳ ይምውላ እየን ተባሂለን ኣመሪካ ኣብ መዝገባ ካብ ዘስፈረተን ሃገራት እያ፡ ብሰንኪ እዚ'ውን ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንዐ እገዳ ተነቢርዋ ጸኒሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሬሳ ፕረዚደንት ታንዛንያ ነበር ጆን ማጉፉሊ

    ፕረዚደንት ሳሚያ ሱሉሑ ሓሰን ኣብ ትዊትር ኣብ ዝጸሓፈቶ መልእኽቲ ነቶም ኣብ እዋን ሓዘን ታንዛንያ ኣብ ጎኒ ታንዛንያውያን ዝኾኑን ንመላእ ህዝቢ ታንዛንያን ኣመስጊና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሬሳ ጆን ማጉፉሊ ዝተሸኸመት መኪና

    ፕረዚደንት ስሪል ራማፎዛ፡ ጆን ማጉፊሊ ቋንቋ ስዋህሊ ንኽምዕብል ዘይሕለል ጻዕሪ ይገብር ምንባሩ ብመሕባር "ቋንቋ ስዋሂሊ ሳላ ጻዕሪ ጆን ማጉፉሊ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ስሩዕ ትምህርቲ ኣትዩ ይውሃብ ኣሎ፡ እዚ ኸኣ ንዘልኣለም ንዝኽሪ ጆን ማጉፉሊ ኮይኑ ክቅጽል እዩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ታንዛንያ

    ኣብ ርእሰ ከተማ ታንዛንያ ዳሬ ሰላም፡ ንሬሳ ፕረዚደንት ነበር ጆን ማጉፉሊ ከፋንዉን ኣብ’ቲ ትማሊ ቀዳም ዝተኻየደ ስርዓተ ቀብሩ ክሳተፉን ብዙሓት ሓዘንተኛታት ናብ ኣደባባያት ወጺኦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን

    ምክትል ፕረዚደንት ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን፡ ኣብ ታሪኽ ታንዛንያ  ፈላመይቲ ጓል-ኣንስተይቲ ፕረዚደንት  ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈጺማ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፕረዚደንት ምጉፉሉ

    እቶም ዕሉላት ደገፍቱ፡ "ግብራዊ ሰብ" ኢሎም ይጽውዕዎ ነይሮም። ኣመራርሕኡ ኪኖ ታንዛንያ ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ከይተረፈ፡ “ማጉፉሊ እንታይ ይገብር ኣሎ” ሃሽታግ ብዝብል ቲዊት፡ ንብልሽውና ብዘይ ምሕረት ዝዋጋእ፡ ፕሮጀክትታት ከመይ ይኸዱ ከምዘለው፡ ብዘይ ዕረፍቲ ዝከታተል ዘይደክም መራሒ ምንባሩ ይውድሱዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን

    ኣብ 2000 ናብ መንግስታዊ ሓላፍነት ዝተመረጸት ሳሚያ ኣብ 2014 ከኣ ሓድሽ ሕገመንግስቲ እታ ሃገር ንከርቅቕ ኣብ ዝቖመ ጉባኤ ምኽትል ኣደመንበር ብምዃን ተሸይማ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next