ቦኮ ሓራም

  1. ሽጉት ዝዓጠቐ 'ኦፊሰር'

    ኣብ ወርሒ ሚያዝያ'ውን ብተመሳሳሊ ኣገባብ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ናይጀርያ ኣብ ዝርከብ መደበር ፖሊስ ኦውሪ 1800 እሱራት ብዕጡቓት ነጻ ከምዝወጽኡ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዕጡቓት ቦኮ ሓራም

    ጸብጻባት ሕቡራት ሃገራት ከምዝብሎ፡ እቲ ጉጅለ ኣብ 2009 ኣትሒዙ ኣብ ናይጀርያን ሓያሎ ካልኦት ሃገራት ናይቲ ዞባን ኣብ ዘካየዶም መጥቃዕትታት ልዕሊ 300,000 ሰባት ከምዝተቐትሉን፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ካልኦት ካብ መንበሪኦም ከምዝተፈናቐሉን ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ግዳይ ብምኽንያት ኣብ ሞንጎ ተወላዲ ፉላኒን ደቀ'ባት ጉማን ብዝተላዕለ ዝሞተ ውልቀሰብ፤ 11 ጥሪ 2018

    ኣብዛ ሃገር ዳርጋ ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ካብ ጭውያ ክሳብ መጥቃዕታት ግብረ ሽበራ ዝፍጸሙ ገበናትን ናዕብን መሊኦም። 32.5 ሚኢታዊት ሽቕለት ኣልቦነት ኣሎ፤ እታ ሃገር ከኣ ኣብ ውሽጢ 27 ዓመታት ካብ ሞንጎ ዝተራእያ ዝኸፍአ ቑጠባዊ ዝሕታለ ዘርኣያ ሃገራት ሓንቲ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቦኮ ሓራም ዘይጠፍኣሉ ምኽንያት እንታይ'ዩ?

    ሰራዊት እታ ሃገር፡ ነዞም ዕጡቓት ብምጥቃዕ ተቖጻጺሮምዎ ዝነበረ ግዝኣት ከምልስን ካብ ገለ ካብቲ ተሓቢኦምሉ ዝነበሩ ስፍራታት ክኣልዮምን ክኢሉ'ዩ።። እንተኾነ ኣብዚ ዓመት ጥራሕ፡ ኣስታት 100 መጥቃዕታት ተፈጺሞም፤ እዚኦም ኣብ ልዕሊ ሰላማውያንን ወተሃደራትን ዒላማ ዝገበሩ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኣብቲ ዞባ

    ድሕሪ እቲ መጥቃዕቲ መንግስቲ ኒጀር፡ ወታሃደራት ናብቲ ከባቢ ከምዝለኣኸ ሓቢሩ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ስነ-ስርዓት ቀብሪ ይፍፅሙ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ሓዘንተኛታት ብዕጡቓት ቦኮሓራም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 28 ሓምለ 2019

    ቦኮሓራም፡ ኣብ ግዝኣት ቦርኖ ስርዓተ ቀብሪ ይፍፅሙ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ሰባት ብዝፈፆሞ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 65 ሰባት ተቐቲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next