ሽልማት ኖቤል

  1. ኣብዪ ኣሕመድ (ጸጋም) ዶናልድ ትራምፕ (የማን)

    ትራምፕ፡ ስማ ንዘይጠቐሳ ሓንቲ ሃገር ካብ ኲናት ከምዘድሓና ብምዝኽኻር፡ ሽልማት ኖቤል ሰላም ግን ንዕኡ ዘይኮነስ ንመራሒ እታ ሃገር ከምዝተወሃበ ተዛሪቡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቤቲ ጂ

    ኣብ መድረኽ ሽልማት ኖቤል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ዝደረፈት ቤቲ ጂ፡ ዝተኸፈላ ገንዘብ ብዙሕ ከምዘይኮነን፡ ሃገራ ክተፋልጥ ምኽኣላ ግን ሓጎስ ከምዝፈጠረላን ትገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ

    ''እቲ ምኽንያታት ኣብታ ሃገር ምስ ዘጋጥምዎ ዘለዉ ጸገማትን፡ ብኸፊል ከኣ ሃይማኖቱ [ስለዝድርቶን] ብባህርኡ እውን ሓፋር ስለዝኾነን'ዩ ዝመስለኒ''

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዕጥቅታት

    እዚ ሰሙን፡ ዓለማዊ ሳምንቲ ምፍታሕ ዕጥቂ ኮይኑ እናተኸበረ ቐንዩ። ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ኣብ ክልላት ኮነ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር ክዘዋወሩ ተታሒዞም ዝብል ሓበሬታ፡ ብተደጋጋሚ ይስማዕ። ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣሎ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ምሁራት ብዛዕባ ሽልማት ኖቤል እንታይ ይብሉ

    "ብስግንጢር፡ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ነቲ ሽልማት ተቓዊሞሞ'ዮም-ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ዜጻዕደወ መስርሕ ጌሮም ስለዝወሰዱዎ። ኣነ ከም ዝመስለኒ እዚ ነቲ ጕዳይ (ሽልማት) ኣቕሊልካ ምርኣይ'ዩ እብል። እዚ ኸኣ ንቅንዑነት ታሪኽ ብልጫ-ኖቤል ኣብ ግምት ዘየእቱ ስለ ዝዀነ። መብዝሕትኡ ጊዜ፡ ናይ ሰላም ሽልማት ክወሃብ ከሎ ነቶም ክልተ መጻብእቲ ብሓባራ'ዩ ዝወሃብ፣ ናይ ሎሚ ዓመት ሽልማት ግን ፍልይ ይብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየድ ዘሎ መግለጺ ሓጎስ ሽልማት ኖቤል ኣብዪ ኣሕመድ

    ሽልማት ኖቤል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ብ15 መስከረም 2019 ናብ ከባቢ ቦንጋ ተጓዒዙ ምስ ነበርትን ኣመራርሓን እቲ ከባቢ ዘትዩ

    ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ምስ መጽአ ዝወሰዶም ለውጢታት፡ ብፍላይ ድማ ምስ ኤርትራ ሰላም ምፍጣር ምኽኣሉ፡ ንሽልማት ኖቤል ሰላም ከወስድ ከምዝኸኣሎ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቶኒ ሞሪስ

    ኣብ ሽልማት ኖቤል ዘፈር ስነ-ጽሑፍ፡ ንፈለማ እዋን ዝተዓወተት ኣፍሪቃ-ኣሜሪካዊት ደራሲት ቶኒ ሞሪስ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሚኣ ዓሪፋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next