ጥምየት

  1. ሓገዝ ምግቢ ዝረኽቡ ዚምባብያውያን

    ዳርጋ ፍርቂ ህዝቢ ዚምባብወ ሓደጋ ጥምየት ኣንጸላልዩዎ ከም ዘሎን 7.7 ሚልዮን ህዝቢ ድማ ዝኸፍአ ሓደጋ ጥምየት ከም ዘጋጠሞን ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ክልል ኣምሓራ ዘርኢ ካርታ

    ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና መግብን ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ፡ ኣይተ መልካሙ ደስታ፡ ሸውዓተ ወረዳታት እቲ ዞባ ብሓደጋ ደርቂ ከም ዝተጠቕዓ ብምግልጽ፡ ህዝቢ ህጹጽ ሓገዝ መግቢ ከም ዘድልዮ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ርዳእታ

    ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ፡ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዓመታት ጥምየት እናወሰኸ ከምዝኸደ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next