ኢትዮጵያ

  1. ኣቐዲሙ ናይ ኣየር ደብዳብ ዝተኻየደሉ ቦታ

    በቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ከተማ መቐለ ውጽእ ኢለ ኣብ እትርከብ ቁሸት ሓረናን ኣብ ከተማ መቐለን ዝተፈጸሙ ደብዳባት ነፋሪት ኣርባዕተ ሰባት እንትሞቱ ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ጸብጻባት ሓቢሮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. የአሜሪካ ምክር ቤት አባል የሆኑት ካረን ባስ

    ባለፈው ዓመት በሰሜን ኢትዮጵያ የተቀሰቀሰውና አንድ ዓመት ሊሞላው የተቃረበውን ጦርነት ተከትሎ በተፈጸሙ ጥቃቶችና የሰብአዊ መብቶች ጥሰት አንጻር በአሜሪካ የሕዝብ ተወካዮች ምክር ቤት የውጭ ጉዳይ ኮሚቴ የቀረበው የቀረበው የውሳኔ ሐሳብ ጸድቋል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ

    መንግስቲ፡ ነዚ ካብ ዝጅመር ኣስታት ሓደ ዓመት ቀሪብዎ ዘሎ ኵናት መዓስ ወዲኡ ዜጋታት ናብ ንቡር ናብርኦም ከምዝምለሱ ከፍለጥ ኣርባዕት ኣባለት ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ ሓቲቶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ካርታ

    ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ዝርከብ ቱሉ ኬፒ ንዝተብሃለ ዕደና ወርቅ ዝተዋፈረ ኩባንያ ዝሰርሑ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ንሰሙናት ምስ ተዓገቱ ነጻ ከምዝተለቐቑ ንቢቢሲ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዝተሃረመት ታንኪ

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፈ ሰኑይ ጀሚሩ፡ ከተማ መቐለ ሓዊሱ ምስ ሰራዊት ትግራይ ምትሕሓዝ ኣለዎም ኣብ ዝበሎም  ዝተፈላለየ ከባቢታት ትግራይ ደብዳብ ነፈርቲ የካይድ ከምዘሎ እዩ ዝገልጽ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣቐዲሙ ናይ ኣየር ደብዳብ ዝተኻየደሉ ቦታ

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ 24 ጥቅምቲ 2021 ካብ መቐለ ወጻኢ ኣብ ክልተ ከተማታት ትግራይ ደብዳብ ነፈርቲ ከምዝፈጸመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ ከተማ መቐለ ስዓት እቶ እቶ ሓሊፉ ኢሎም ዝቐተልዎ መንእሰይ፡ ኣብ ሬስኡ ዓጊጉ ሰብ እናበኸየ 27 ለካቲት 2021

    ሕብረት ኤውሮጳን ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ተቓወምትን ተሪር ቀጻዒ ስጉምቲ ንክውሰድ የፈራርሃ ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. እስክንድር ነጋ

    ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ኣቦ መንበር ‘ባልደራስ ለእወነተኛ ዴምክራሲ’ ኣቶ እስክንድር ነጋ ኣብቲ ዝተኣሰረሉ ቤት ማእሰርቲ ምስ ውልቃዊ ድሕነቱ ተዛሚዱ ስግኣት ከምዝሓደሮ ምዝራቡ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መስፍን ኢንዳስያል ኢንጂነሪንግ

    ልዕሊ ፍርቂ ሚልየን ህዝቢ ዝነብረላ ርእሰ ከተማ ትግራይ ዝኾነት መቐለ ካብ ዝሓለፈ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብዚ ሰሙን እዚ ብተደጋጋሚ ብሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ተደብዲባ። እቲ ደብዳብ ኣየር ኣብ ህይወት ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ እዩ ዝግለፅ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ግና ሓይልታት ትግራይ ዝጥቀምሎም ቦታታት ዒላማ ከምዝገበረ እዩ ዝሕብር። ንምዃኑ ኣብታ ኣብዚ ሰሙን ብተደጋጋሚ ዝተደብደበት ከተማ ዝወረደ ጉድኣት እንታይ ይመስል?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. የተባበሩት መንግሥታት አውሮፕላን

    ወሃቢ ቃል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ስቲፈን ዱጅሪክ፡ ትማሊ ዓርቢ 22 ጥቅምቲ ናብ መቐለ ዝተጉዓዘት ነፋሪት እቲ ውድብ ምዕላብ ስኢና ናብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምምላሳ እዩ፡ እቲ በረራታት ደው ክብል ከምዝተገበረ ዝሓበረ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next