ድሕነት ኮምፒተር

  1. ኤፍቢአይ

    ሓደ ‘ስፓምሃውስ’ ኣብ ስኑዕ መልእኽታት ምክልኻል ኣድሂቡ ዝሰርሕ ዘይመንግስታዊ ትካል ከምዝበሎ፡ እቶም እቲ መልእኽቲ ዝበጽሖም ተቐበልቲ ሰብ ኢመይል፡ ዳርክ ኦቨርላድ ካብ ዝተብሃለ ‘ዝረቐቐን ዘተሓላለኸን መጥቃዕቲ ሳይበር’ ከምዝፍነዎም እዩ ዘጠንቅቕ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወተሃደራት ኢትዮጵያ

    ሰራዊት ኢትዮጵያ ናይ ቀደም ወተሃደራት እታ ሃገር ገስጋስ ሓይልታት ትግራይ ንምግታእ ኣብ ዝግበር ኵናት ንኽዋግኡ ጸዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሩስያ

    ሳችኮቭ፡ ካብቶም ተመራመርቲ፣ ሰብሞያ ድሕነት ሳይበርን ነበር ጋዜጠኛታትን ዝርከቡዎም ኣብ ቀረባ እዋን ብክሕደት ሃገር ተኸሲሶም ዝተኣሰሩ ፍሉጣት ሩስያውያን ሰባት ሓደ ኮይኑ ኣሎ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሞሲሎ ሞቱፔ ብልሽውና ብምቅልዓ ስርሓ ስኢና

    ኣብ ቀረባ ብልሽውና መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘቃልዐት ሰራሕተኛ መንግስቲ ባቢታ ዴካራን ተቐቲላ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ስማርት ስልኪ

    እቲ ቅድም ኢሉ ኣብ ውሑዳት ሃገራት ዝውዕል ዝነበረ ዝተራቐቐ ቴክኒካት ስለያ ሕጂ ብቐሊሉ ይሰፍሕ ከም ዘሎን ኣብዚ ናይ ኢንተርነት ዓለም ብዛዕባ ውልቃዊ ሚስጥርናን ድሕነትን ዚያዳ ክንጭነቕ ዝገብር ኩነታት ይምዕብል ምህላውን'ዩ ዝግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕረዝደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ፕረዝደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን፡

    ፕረዝደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ሃገሩ ካብ ሩስያ ንዝፍኖ መጥቃዕቲ ሳይበር ንምክልኻል፡ “ኣድላይ ዘበለ ስጉምቲ” ከምትወስድ ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. 123456 ምስጢራዊ ቃል [ፓስወርድ]

    እትጥቀምሉ ናይ ኮምፒተር፣ ኢመይል፣ ማሕበራዊ መራኽብታትን ካልእን ምስጢራዊ መሕለፊ ቃል ጥንኩርን ዘተኣማምንን እንተዘይኮይኑ ንጉሕለት ተቓላዕቲ ከምዝኾንኩም ኣስተውዕሉ። እቶም ጉሓልቲ ነዚ ዕድል እንተረኺቦም ሓበሬታኹም ናብ ኣደባባይ ካብ ምቅላዕ ክሳብ ብገንዘብ ምድርዳር ይበጽሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ስእሊ ኮምፒዩተር ላፕቶፕ ዝሓዘ ሰብ

    ብ2016፡ ሰሜን ኮርያውያን ሰርሰርቲ ካብ ሃገራዊ ባንኪ ባንግላድሽ ሓደ ቢሊየን ዶላር ክሰርቁ መደብ ኣውጺኦም፤ ኣብ ጫፍ ዓወት ምስ በጽሑ ግን ንስለ ካብቲ ዝወሰዱዎ 81 ሚሊየን ዶላር ተዓጊቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ልዕሊ 200 ትካላት ኣመሪካ ሳይበራዊ መጥቃዕቲ ተፈጺምወን

    ኣብ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሳይበራዊ መጥቃዕቲ ብምፍጻም፡ ንትካላት ገንዘብ ምሕታት ብተደጋጋሚ ይረአ ምህላዉ’ዩ ዝግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጄቢኤስ፡ ኣውስትራልያ

    ብምኽንያት እቲ ኣብ ልዕሊ ኣብ ትካል ጄቢኤስ ዝርከባ ኮምፕዩተራት ዝበጽሐ መጥቃዕቲ፡ ናብ ኣውስትራልያ፡ ካናዳን ኣመሪካን ዝግበር ሰደድ ንግዚኡ ክቋረጽ እንከሎ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ካብ ስርሖም ክቦኽሩ ተገዲዶም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next