ብከላ ኣየር

  1. ብትኪ ዝተሸፈነት ከተማ ደልሂ

    ካብ መጓዓዝያን ፋብሪካታትን ዝወጽእ ትኪ፣ ዶሮናን ኩነታት ኣየርን ዝበሉ ባእታታት፡ ከተማ ደልሂ እታ ኣብ ዓለም ኣዝያ ዝተበከለት ከተማ ክተከውን ገይሮምዋ እዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካብ ምህርቲ ነዳዲ ዝወጽእ ዝተቓጸለ ጋዝ

    ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ ኡርሱላ ቮን ደር ለየንን ፕሬዝደንት ኣመሪካ ጆ ባይደንን ኣብቲ ብሰሉስ ኣብ ግላስኮ ዝተኻየደ መበል-26 ኣኼባ ምንካይ ልቀት ካርቦን እዮም ነዚ መግለጺ ኣቕሪቦምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ኣብ ብከላ ኣየር ናትካ ግደ ክሳዕ ክንደይ እዩ?

    ኣብ ብከላ ኣየር ናትካ ግደ ክሳዕ ክንደይ እዩ?

  4. መዕቖቢ ዝደለየት ህጻን፤ ሞዛምቢክ

    ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘውጽኦ መጽናዕቲ ከም ዝብሎ፡ ሓደ መሰለስ ህዝቢ ዓለም ብዛዕባ ኩነታት ኣየር መጠንቀቕታ ኣይበጽሖምን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. 'አየርባስ' ብሃይድሮጅን ዝሰርሓ ትኪ ኣልቦ ነፍርቲ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ኤየርባስ ጉይላመ ፋውሪ እቲ ውጥን ኣብ ታሪኽ ነፈርቲ መጓዓዝያ 'ታሪኻዊ' እዩ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዩቫል ኖዋ ሃራሪ

    ንምንታይ'ዮም ብምልዮናት ዝቝጸሩ ኣንበብቲ ዩቫል ኖዋ ሃራሪ ዝጸሓፎም መጻሕፍቲ ተገዲሶም ዝገዝእዎምን ዜንብብዎን? ንምንታይ'ዩ ሃራሪ ብብዙሓት መራሕቲ ኣህጕራውያን ትካላት፡ ኣብያተ ኣካደምያን ዀኑ ዓበይቲ መራኸብቲ ብዙሃን ወትሩ ጊዜ ኣስተምህሮኡ ንህዝቢ ንኸካፍል ዝዕደም?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ነፈርቲ

    መገዲ ኣየር ብሪትሽ ወጻኢ ንምቕናስ ነፈርቱ ትርፊ ነዳዲ ክኽዝና ከምዝገብር ፈለጥቲ ውሽጢ ይገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፖሊስ ትራፊክ ኣብ ምኽባር ሕጊ

    እቲ መካይን በብተራ ክንቀሳቐሳ ዝገብር ሕጊ፡ መጠን ብከላ ኣየር ክቕንስ ትጽቢት ከም ዝግበር ሰብ መዚ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next