ሕማም ልቢ

  1. ዲኤምኤክስ

    ኣሜሪካዊ ሙዚቀኛን ተዋሳእን ዲኤምኤክስ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ናይ ልቢ ሕማም ናብ ሆስፒታል ከምዝኣወ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ትራምፕ ኣብ ፌስቡክ ዝጠቅዖ መልእኽቲ

    ትዊተር ነቲ ፕረዚደንት ዶናልድ 'ትራምፕ ኮሮናቫይረስ ምስ ናይ ጉንፋዕ እዋን ክነጻጸር ከሎ "ሓደገኛ ኣይኮነን" ክብል ንዝጠቅዖ መልእኽቲ ንሰባት ኸይረኣይ ገይርዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሰብ ሞያ ሕክምና ዝኽደንዎ ዝነበሩ ክዳን

    እቶም ሕሙማት ግቡእ መድሃኒት እንተዘይረኺቦም ልዕሊ 60 ሚእታዊት ናይ ሞት ዕጫ ከምዘጋጥሞም ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት ይሕብሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ማስክ ዝገበረት ሰበይቲ

    ኮሮናቫይረስ፡ ልዕሊ 50 ሚልዮን ሰባት ዝቐተለ ንናይ ስፓኒሽ ፍሉ ለበዳ 1918 ብኸመይ ገቲኦምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቺሊእ

    ቺሊ 'ካብ ኮረናቫይረስ ነጻ' ዝብል ወረቐት-ምስክር ክተተኣታትው እያ። ውድብ ጥዕና ዓለም ግን ነቲ ሓሳብ ነቒጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሚኒስተሪ ጥዕና ኤርትራ

    እቲ ሰብ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝርከብ መመርመሪ ማእከል ምልክታት እቲ ቫይረስ ምስ ኣርኣየ፡ ብኡ ንብኡ ክውሸብ ከምዝተገብረን፡ መርመራ ተገይሩሉ እቲ ቫይረስ ከምዝተረኽቦን ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. 14 ዞባታት እታ ሃገር፡ ካብን ናብን ንክንቀሳቐሱ ፍሉይ ፍቃድ የድልዮም

    ምስ ኮሮናቫይረስ ብዝተኣሳሰር ዝተልዓለ ተቓውሞ ኣብ ጣልያን ሽድሽተ እሱራት ሞይቶም

    ተወሳኺ ንባብ
    next