ሩዋንዳ

  1. ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ 17 ለካቲት 2015

    ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ርዋንዳ 8 ግዜ ክትሳተፍ እነከላ፡ 24 ግዜ ናይ መድረኽ ዓወታት ብምምዝጋብ 3 ግዜ ተዓዋቲት ብጫ ማልያ ክትከውን ክኢላ: ኣብ 2010 ብዳንኤል ተክለሃይማኖት፡ ኣብ 2019 ብመርሃዊ ቅዱስ፡ ኣብ 2020 ብናትናኤል ተስፋጽዩን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፍሉጣት ተልሂታት ሩዋንዳ ንምንቅስቓስ ኣላሕም'ዮም ዝመስሉ

    ጉዕዞ ትፈትው እንተኾይንኹም እሞ ናብ ሩዋንዳ እንተሓሲብኹም ኣብታ ሃገር ሓደ ፍሉይ ነገር ክጸንሓኩም እዩ። ኣብዚ ኣብ ኪጋሊ ፍሉጥ ዝኾነ ባር ኩሩኪምቢ ቢራ፣ ወይኒ፣ ዊስኪ ወይ ካልእ ኣልኮላዊ መስተ ኣይሽየጥን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሩዋንዳ

    እዛ ልዕሊ 850 ነበርቲ ዝርከቡላ ከተማ ግን ብጽሬታን ብውሕሱነታን ጥራይ ኣይኮነን እትፍለጥ። ብዘይ ዕረፍቲ ቶጎግ ቶጎግ ዝብላ ሞተር ሳይክላት'ውን መግለጺኣ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ካብ 1954 ጀሚሩ ዝተቐድሑ ልዕሊ 4,000 ደርፍታትን ሙዚቃን ይርከብዎ

    ካብ 1954 ጀሚሩ ዝተቐድሑ ልዕሊ 4,000 ደርፍታትን ሙዚቃን ዝርከብዎ ኮይኑ፤ መብዛሕቲኦም ኣብ ቤልጂየም ብራስለስ ቤተ-መዘክር 'ሮያል ሰንትራል ኣፍሪቃ' ተዓቂቦም ዝጸንሑ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቀንዲ ኣተሓባባሪ ዓሌታዊ ጨፍጫፍ ርዋንዳ፡ ኮሎኔል ቲዮነስተ ባጎሶራ

    ኣብቲ ንኣስታት 100 መዓልታት፡ ብቐንዲ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ዓሌት ቱትሲ ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ኣስታት 800 ሽሕ ሰባት ተቐቲሎም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ርዋንዳዊ በዓል ሃፍቲ

    መንግስቲ ርዋንዳ፡ ካብ ሃገር ወጻኢ ኮይኖም ንዝቃወምዎ ሰባት ይቐትል እዩ ዝብል ክስታት ዝቐርበሉ ኮይኑ፡ መንግስቲ ርዋንዳ ነቲ ክሲ ኣይቅበሎን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ርዋንዳዊ ኮኾብ ሙዚቃ ሂፕሆፕ ጀይ ፖሊ

    ሓደ ካብ ኣዝዮም ፍሉጣት ራፐራት ርዋንዳ ዝኾነ ጀይ ፖሊ ኣብ መበል 33 ዓመቱ ኣብ ሆስፒታል ኪጋሊ ህይወቱ ሓሊፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ሞዛምቢቅ ዝተልኣኹ ወተሃደራት ርዋንዳ

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሩዋንዳ፡ ነቶም እስላማዊውያን ዕጡቃት ንምውጋእ፡ ንድጋፍ ሓደ ሽሕ ወተሃደራት ከምዝለኣኸት ኣፍሊጣ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፈረንሳ፡ ብምኽንያት ዓሌታዊ ምጽናት 1994 ንሩዋንዳ ይቕሬታ ሓቲታ

    ትማሊ ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደ ዝኽሪ ምጽናት ዓሌት፡ ፈረንሳ ንዝመጽእ ህልቂት ዝተዋህበ መጠንቀቕታ ከይተቐበለት ንነዊሕ ዓመታት "እቲ ሓቂ ንምጽራይ ስቕታ ኣርእያ'ያ" ክብል ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መትከል ኢዮብ

    መትከል እዮብ ኣብ 2017 ዙር ርዋንዳ ምስ ዳይመንሽን ዳታ ብምዃን ካልኣይ ዝበለጸ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኮይኑ ምንባሩ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next