የመን

  1. ኢንቲሳር ኣል-ሓሚዳ

    ጓል 20 ዓመት ኢንቲሳር ኣል-ሓማዲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ኣብ ሰንዓ ብሓይልታት ሑቲ ምስተኣሰረት ናይ ቃላትን ኣካላውን መጥቃዕቲ ክበጽሓ እንከሎ ዓይና ተሸፊኑ ዘይትልጦ ሰነዳት ክትፍርም ተገይሩ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቦታ መጥቃዕቲ

    በቲ ሽዱሽተ ዓመት ዘቑጸረ ኲናት የመን፡ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት እንትቕተሉ ነቲ 20 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝኾኑሉ ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ቅልውላው ምኽንያት ኮይኑ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብቲ ብሰንበት ኣብ ኢንተርነት ዝተዝርግሐ ስእልን ቪድዮን፡ ወተሃደራት ሑቲ ንትሽዓተ ሰባት ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ብጥይት ኣብ ዝባኖም ክሃርምዎም የርኢ (19 መስከረም 2021)

    ሕቡራት ሃገራት፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣመሪካን ብሪጣንያን ነቲ ኣብ ኣደባባይ ዝተፈጸመ ተግባር ቅትለት ብትሪ ኮኒኖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት

    ኣብ የመን ብሰንኪ ዘሎ ዘይምርግጋዕን ለበዳ ኮሮናቫይረስን፡ ኣስታት 5 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ኣብ ትፅቢት ከምዝርከቡ ሪሊፍዌብ ፀብፂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ናብ ሶማልያ ቅድሚ ምብራሮም፡ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ዓደን የመን 26 መስከረም 2016

    ኣብ የመናዊት ግዝኣት ላህጅ ዝርከቡ ገፈፍቲ ዓሳ፡ ካብቲ ኣብ ጥቓ ራስ ኣል-ኣራ ዝርከብ ማያዊ ኣካል ናይ 25 ስደተኛታት ሬሳ ከምዘውጽኡ ንወኪል ዜና ኤኤፍፒ ገሊጾም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝተኣከቡ ኣስከሬናት ግዳያት

    እታ ጃልባ "ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ትምራሕ" ዝነበረት ምዃና ዝገልጽ እቲ ትካል፡ ኣብ የመን ዘሎ ኲናት ሰጊኦም ናብ ጅቡቲ ዝሰግሩ ዝነበሩ 60 ስደተኛታት ሒዛ ምንባራ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ስነ ስርዓት ቀብሪ ተዋጋእቲ ዕጡቓት ሑቲ

    እቶም ዓመጽቲ፡ ነቲ ንልዕሊ ሽድሽተ ዓመታት ዝጸንሐ ቅልውላው የመን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ሰላም 'ሓድሽ ነገር የብሉን' ኢሎምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ስርዓተ ቀብሪ ግዳያት ባርዕ ኣብ የመን

    ኣብ ጉዳይ ጽርየትን ምጭንናቕን እቲ መጽንሒ ተቓውሞ ዘለዎም 550 ስደተኛታት ኣብ ኣድማ ምሕሳም ምግቢ ከምዝርከቡ’ውን ሂዩማን ራይትስ ዎች ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብስዑዲ ዝምራሕ ወታሃደራዊ ልፍንቲ ብሰንበት ኣብ ከተማ ሰንዓ ዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ

    ጠንቂ ናይቲ ባርዕ ዛጊት'ኳ እንተ ዘይተፈልጠ፡ እቲ ኣንጻር ምንቅስቓስ ሑቲ ዝቖመ ብሱዕዲ ዝምራሕ ወታሃደራዊ ሓይሊ ኣብ ጥቓ እቲ መዕቆቢ ዝርከብ ህንጻታት ብደብዳብ ነፈርቲ ከምዘዕነወ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ምምዝባል

    መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ነታ ብኵናት እትሕመስ ዘላ የመን እትህቦ ዝነበረት ሰብኣዊ ሓገዛት ስለዘጉደለቶ ካብ ኣባላት ፓርላማ ተቓውሞ ኣጋጢሙዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next