ሙስሊም

  1. ንሓንቲ ቤተክርስትያን ዓቂቦም ዘጽንሑ ሼኽ ሓሰን ይመር

    ሸኽ ሓሰን ነታ ቤተክርስትያን ዓቂቦም ብምሓዝ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝዝከሩ ኣብ እዋን ህንጸታ’ውን ኣእዋም ወፊዮም’ዮም። እምኒ ተሸኪሞም ኣመላሊሶም። ናብቲ እንስሳት እውን ክድይቡ ከምዘጽገሙ ዝዝረበሉ ጎቦ ኣቑሑት ተሸኪሞም ናብታ ቤተክርስትያን ኣብጺሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ቻይና ንዝካየድ ዊንተር ኦሎምፒክ ኣድማ ክግበር ፀዊዓ

    ኣፈኛ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ፡ ኣብ ቻይና ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ይፍፀሙ ብምህላዎም፡ ነቲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ቤንጂንግ ዝካየድ ዊንተር ኦሎምፒክ፡ ዲፕሎማስያዊ ኣድማ ክግበር ፀዊዓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዝተቓጸለት መኪና

    ኣብ ርእሰ ከተማ ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ፡ ክልተ ጉጅለታት ጽንብል ዒድ ንምምራሕ ብዘለዓልዎ ጎንጺ ሓደ ፖሊስ እንትሞት ብዙሓት ቆሲሎም እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ስግዳን

    ዒድ፡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ብዝለዓለ ድምቀት ካብ ሞንጎ ዘብዕሉዎም ሃይማኖታዊ በዓላት ሓደ'ዩ። ረመዳን ድማ፡ ናይ ዓረብ ቃል ኮይኑ ሽም ኣብ መቑጸሪ ዓመት እስላም [ካላንደር] ዘላ ታሸዐይቲ ወርሒ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ምስሊ ውሽጣዊ ኣካላት ወዲሰብ

    ን 30 መዓልታት ኣብ እትፆሙሉ እዋን ኣብ ሰብነትኩም ክፍጠር ዝኽእል ነገራት እንታይ ከምዝኾነ ሓሲብኩም ትፈልጡ'ዶ? ኣብ መፋርቕ ፆም ረመዳን ሰብነት ንኹሉ ኩነታት ብምሉእ ይለምዶ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. መምህር ሳሙኤል ፓቲ ኣብቲ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ እዩ፡ ኣብ ፈረንሳይ ብሰይፊ ተቐቲሉ።

    መምህር ሳሙኤል ፓቲ፡ ናይ ካርቱን ምስሊ ነቢ መሓመድ ንተምሃሮኡ ድሕሪ ምርኣዩ'ዩ ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ ተሰይፉ። ዘስካሕክሕ ቅትለት ናይቲ መምህር፡ ንፈረንሳ ዘሰንበደን፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ዘለዓዓለን'ዩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቻይና፡ ነዞም ማሕበረሰብ 'ሞያዊ መሰልጠኒ' ብዝብል ሽፋን ኣብ ማእከላት ከምእትዳጉኖም እዩ ዝግለጽ

    ቻይና ኣብ ግዝኣት ዢንጂያንግ፡ ኣብ ልዕሊ ዊገር ዝበሃሉ ውሑዳትን መብዛሕተኦም ኣስላም ዝኾኑ ማሕበረሰብን ምጽናት ዓሌት ትፍጽም ከምዘላ ዝኣወጃ ኣመሪካን ካናዳን ኮይነን ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኩዌታዊት ደራፊት

    ስነጥበባዊት ክዌታዊት ባስማ ካብ ምስልምና ናብ ጁዲዝም (ኣይሁድነት) ብምቕያራ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ባንግላድሻውያን፡ ፍርያታት ፈረንሳይ ንዘይምዕዳግን ንዘይምጥቃምን ዝጽውዕ ገዚፍ ሰልፊ ተቓውሞ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ናይ'ታ ሃገር ኣካይዶም፡ 27 ጥቅምቲ 2020

    ኣብ ርእሰ ከተማ ባንግላዴሽ፡ ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰልፈኛታት፡ ሰባት ፍርያት ፈረንሳ ንከይዕድጉን ከይጥቀሙን ዝጽውዕ ውዕውዕ ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ፈረንሳይ

    ፕረዚደንት ቱርኪ ኤርዶጋን፡ ኣብ ልዕሊ መዘናኡ ፕረዚደንት ፈረንሳይ ዝሃቦ ርእይቶ ቅርሕንቲ ኣስዒቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next