Posted at 5:585:58ሓካይም ነቓፊ ፑቲን ናቫልኒ 'ኣብ ውሽጢ መዓልታት ክመውት' ይኽእል'ዩ ኢሎምኣሌክሲ ናቫልኒ ንዝሓለፉ 18 መዓልታት ኣድማ ምሕሳም መግቢ ክገብር እንከሎ፡ ንዘጋጠሞ ጸገም ዓንዲ ሑቐን ምድንዛዝ እግርን ግቡእ ሕክምና ክረክብ ይጠልብ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 5:18 12 ሚያዝያ 20215:18 12 ሚያዝያ 2021ኣብ ኤርትራ ልዕሊ 30 ሰዓብቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ተፈቲሖምካብ 2002 ጀሚሩ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንሓያሎ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ድሕሪ ምእጋዱ፡ ብዙሓት ካብ መራሕተንን ኣመንትን ክኣስር ምጽንሑ ይፍለጥ። ኣብ ኤርትራ ብመንግስቲ ወግዓዊ ኣፍልጦ ዝተወሃበን ሃይማኖታት፡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ሱኒ እስልምና፡ ካቶሊክን ወንጌላዊት ሉተራዊትን እየን።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 10:38 7 ሚያዝያ 202110:38 7 ሚያዝያ 2021ኣብ ትሽዓተ ወረዳታት ቄለም ወለጋ ማይን መብራህትን ካብ ዝቋረፅ ሓደ ወርሒ ሓሊፉኣብ ቄለም ወለጋ ደምቢደሎ ሓዊሱ፡ ኣብ ትሽዓተ ወረዳታት እቲ ዞባ ኣግልግሎት መብራህትን ማይን ካብ ዝቋረፅ፡ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ከምዘቑፀረ፡ ምምሕዳር እቲ ዞባ ንቢቢሲ ኣፍሊጡ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 18:30 1 ሚያዝያ 202118:30 1 ሚያዝያ 2021ኣብ ሚያንማር ልዕሊ 40 ህፃናት ብወተሃደራት ተቐቲሎም - ዩኒሴፍፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሚያንማር’ውን፡ ዝውሰዱ ዘለዉ ስጉምትታት ክሳብ ዝቐፀሉ፡ እቲ ኩነታት ናብ ደማዊ ህልቂት ከምርሕ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 17:24 31 መጋቢት 202117:24 31 መጋቢት 2021መንግስቲ ኤርትራ 'ቅትለት፡ ስቓይ፡ ምስዋርን ዘይሕጋዊ ማእሰርትን' ይፍጽም ኣሎ ክትብል ኣመሪካ ከሲሳኣብ ኤርትራ፡ 'ዘይሕጋዊ ቅትለት፡ ምስዋር፡ ስቅያትን ዘይሕጋዊ ቀይዲን ዝርከብዎ ምግሃስ ሰባዊ መሰላት ብመንግስቲ ይፍጸም ኣሎ' ክትብል ኣመሪካ ከሲሳ። ኤርትራ፡ እቲ ብክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝወጸ ጸብጻብ፡ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊኣ ክቐርብ ዝጸንሐ "ናይ ምክፋእ ዘመተ" እዩ ክትብል ነጺጋቶ'ላ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 8:24 24 መጋቢት 20218:24 24 መጋቢት 2021"ወተሃደራት ኤርትራ ሰለስተ ጥይት ተኲሶም ወቒዖምኒ፡ ግን ድሒነ" ነባሪ ከተማ ኣኽሱምወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝፈጸምዎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈጸመ ገበን ወይ ድማ ገበን ኩናት ክኸውን ከምዝኽእል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 16:52 22 መጋቢት 202116:52 22 መጋቢት 2021መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ብሕብረት ኣውሮጳ ዝተገብረሉ ሓድሽ እገዳ ተቓዊሙኣብ ኤርትራ ላዕለዎት ሚኒስትራት መንግስቲ ዝነበሩ ፖለቲከኛታትን ዝርከብዎም ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ብኣባለት ጸጥታ ተታሒዞም ኣብ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዎም ተሰዊሮም ከምዘለዉ ይፍለጥ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 8:30 16 መጋቢት 20218:30 16 መጋቢት 2021ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስድራቤታት ብሃለዋት ዝተሰወሩ ቤተሶም ዝሻቐሉላ ሃገርኣብ ኡጋንዳ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ድሕሪ ናይ ምርጫ ጎስጓስ ከካብ መንበሪ ኣባይቶም ተጨውዮም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጒኖም ይርከቡ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:56 13 መጋቢት 20217:56 13 መጋቢት 2021ፕረዚደንት ነበር ጋምብያ ኣብ ቅትለት ስደተኛታት ዝነበሮ ተራ "ክምርመር" ተጣባቒ መሰላት ሓቲቱፕረዚደንት ነበር ጋምቢያ ያሕያ ጃሜ፡ ኣብቲ ኣብ 2005 ኣብ ጋምቢያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝተፈጸመ ቅትለት ዝነበሮ ተራ ክምርመር ተጣባቒ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች ሓቲቱ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 14:53 12 መጋቢት 202114:53 12 መጋቢት 2021ሱዳን ንመራሒ ሚሊሻ ጃንጃዊድ ካብ ማእሰርቲ ፈቲሓሙሳ ሂላል፡ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ጥቡቕ ዝምድና ዝነበሮ ኮይኑ፡ ጸኒሖም ምስ ተባእሱ ኣብ 2017 ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።ተወሳኺ ንባብnext