ባንኪንግ

  1. ካብ ወርቂ ዝተሰርሐ ገይጺ

    ኢትዮጵያ ብምስጢር ክተዳልዎ ዝጸንሐት ሓድሽ ባጤራ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ወግዓዊ ከምዝገበረት ይዝከር። ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ገንዘብ፣ ብልሽውናን ኮንትሮባንድን ከኣ እቲ ባጤራ ንክቕየር ቀንዲ ምኽንያታት ከምዝኾኑ ተገሊጹ'ሎ። ኣብ መስርሕ ምትካእ ሓድሽ ባጤራ ከኣ ዋጋ ዝተፈላለዩ ነገራት ወሰኽ ዝተረኣየ ኮይኑ፤ ብፍላይ ኣብ ዋጋ ወርቂ ዝለዓለ ወሰኽ ከምዘሎ ነጋዶ ይዛረቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓላፊ ሃገራዊ ባንኪ ኣመሪካ፡ ጄሮም ፓውል

    ቁጠባ ኣመሪካ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ብ30 ሚኢታዊ ከንቆልቁል እዩ ተባሂሉ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. 20 ፓውንድ ብሪጣንያ

    እቶም ኣስታት ክልተ ቢልዮን በዝሒ ዘለዎም ወረቐታት ቅርሺ ንሓመድ መደንፍዒ ንዝኸውን ድኹዒ መስርሒ ክውዕሉ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ጸልማት ጠጠው ዝበሉ ወድን ጓልን

    ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘለመላኽቶ፡ ምስ ፍቕራዊ ርክብ ተኣሳሲሩ ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ 2019፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ 8.9 ሚልዮን ፓውንድ ከምዝተጉሓለ ገሊጹ። እቲ ኣሃዝ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ ወቕቲ እንትወዳደር ብ 50 ምኢታዊት ወሲኹ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

    ቢቢሲ ዘዘራረቦም ዓማዊል ኣብ ትግራይ ጨናፍር ንግዳዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 2 ሽሕ ቅርሺ ከየውጽኡ ብምኽልካሎም ቁጥዐኦም ይገልጹ ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣይተ ደሳለኝ (ጸጋም) ባንኪ ኣንበሳ (የማን)

    ብጌጋ ናብ ሕሳቡ ዝኣተወሉ 1 ሚልዮን ብር መሊሱ ዘረከበ ነባሪ ከተማ መቐለ ተግባሩ ንብዙሓት ኣዘራሪቡ'ሎ። በዓል ዋና'ውን ገንዘቡ ተቐቢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኢዛቤላ ዶስ ሳንቶስን

    ቤት ፍርዲ ኣንጎላ ሃብቲ እታ ዝሃብተመት ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ምዃና ዝንገረላ፡ ጓል ፕረዚደንት እታ ሃገር ነበር ጆሴ ኢድዋርዶ ዶስ ሳንቶስ፡ ከይንቀሳቐስ ኣጊዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ናይ ወረቐት ገንዘብ ኡጋንዳ ዝጸሓፍ ፖለቲካዊ መልእኽትታት

    ባንክ ኡጋንዳ ነቲ ኣብታ ሃገር ብብዝሒ ዝርአ ዘሎ፡ ኣብ ናይ ወረቐት ገንዘብ እታ ሃገር፡ ፖለቲካዊ መልእኽትታት ምጽሓፍን ነቲ ስእሊ ብማሕብራዊ መራኸቢታት ምዝርጋሕን ዘይሓላፍነታውን ዘይሕጋውን ምዃኑ ብምግላጽ፡ ኮኒንዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኤቲኤም

    ኣመሪካውያን ሰብ ሓዳር፡ ብጌጋ ናብ ሕሳቦም ዝኣተወ ገንዘብ፡ መኪናን ካልኦት ናውትን ብምዕዳግ ኣጠፋፊኦምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. Deutsche Bank London

    ከም ኣካል`ቲ 18,000 ሰራሕተኛታት ብምብራር ሱር-ነቀል ዳግመ-ስርርዕ ናይ ምግባር ውጥኑ፡ ባንኪ ዳች ፈላማይ ክፋል ናይ`ቲ ውጥን ዝሓለፈ ሰንበት ኣተግቢሩ`ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next