ምቑፃር ስራሕ

  1. ምምሕዳር ከተማ ረይጃበቮክ

    እቲ ፈተነ ካብ 2015 ክሳብ 2019 ዝተኻየደ ኮይኑ፡ ሰራሕተኛታት ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ መዓልታት ጥራይ ዋላ እናሰርሑ ደሞዞም ከምቲ ቅድም ሓሙሽተ ወይ ሽዱሽተ መዓልታት ኣብ ሰሙን እናሰርሑ እንከለዉ ዝውሃቦም ዝነበረ'ዩ ዝውሃቦም ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣሊስ

    ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ሰዓታት ስራሕ፡ ኣብ ብዙሓት ሰራሕተኛታት ቅርታ ይፈጥር ኣሎ፡፡ ንምዃኑ እዚ እዋን ለበዳ ንሰዓታት ስራሕኩም ከመይ ይጸልዎ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሮቦታት

    ኣብ ታሕተዋይ ጽፍሒ ዕዳጋ ዕዮ ዝርከቡ፡ ድሩት ክእለትን ውሑድ መሃያን ዘለዎም ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ግን በቲ ለውጢ ክህሰዩ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣማዞን

    እቲ ትካል ድሕነት ሰራሕተኛታቱ ኣብ ሓደጋ ኣእትዩ ተባሂሉ ብሰራሕተኛታቱን ማሕበራትን ከውቀስን ክኽሰስን ጸኒሑ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ስራሕ እትእልሽ ሰበይቲ

    ኣብ ዓለም ኣብ ዝኾነ ዓይነት ስራሕ ካብ ዝወፈሩ 3.3 ቢልየን ሰባት ናይቶም 81 ሚኢታዊት ዝሰርሑሉ ትካል ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተዓጽዩ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሱለማን ዮሱፍ

    ሱለማን ዮሱፍ፡ ኣብ 1984 ጀሚሩ ዋርድያ ናይታ ብመንግስቲ ሶማሊ ላንድ እትውነን ዝነበረት ሬድዮ ሃርገሳ ኮይኑ ክሰርሕ ጀሚሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. Lucy in bed

    ሃካያት ሰባት ብዙሕ ጊዜ ክዋረዱን ክሓፍሩን እዩ ዝስማዕ። እዛ ሰበይቲ እዚኣ ግን ብሃካይነታ እትኾርዕ እያ። ሓደ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ድማ ንዓኣ ዝሕግዝ ኮይኑ ተረኺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ድቃስ ዝመጽኣ ጓል ኣንስተይቲ

    መብዛሕትና፡ ኣብ ኣኼባ ናይ ምስልቻው ባህሪ ነርኢ ንኸውን። እነሆ በዞም ሸውዓተ መገዲታት ክተወግዱዎ ትኽእሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. Video content

    Video caption: ካብ ሓሙሽተ ሽሕ ናብ 2 ምልዮን ርእሰ ማልነት ዝተሰጋገረት ትካል ጫማ

    ጌቱ ያሲን ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ፡ ካብ ጫማ ወልዋላይነት ናብ ወንነት ትካል መፍረይ ጫማ ተሰጋጊሩ።