ፀረ ግብረ ሽበራ

  1. በቲ መጥቃዕቲ ካብ ሞንጎ ዝተቐተሉ ህፃናት እቶም ክልተ

    ኣመሪካ ወተሃደራታ ካብ ኣፍጋኒስታን ጠቕሊላ ቅድሚ ምውጽኣ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ካቡል ብዝፈጸመቶ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ምኽንያት ዓሰርተ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐተሉ ኣሚና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓንጻጺ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ‘9/11’

    መራሒ ኣልቃዒዳ ዝነበረ ኦሳማ ቢን ላደን፡ እቲ ቀንዲ ሃንዳሲ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ‘9/11’ ተገይሩ እዩ ዝውሰድ ነይሩ፡፡ እቲ ሓቂ ግና እቲ ‘‘ቀንዲ ሓንጻጺ’’ መሓመድ ከምዝኾነ እዩ ነቲ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝምርምር ኮምሽን ዝገልጽ፡፡ ነቲ ሓሳብ ኣመንጭዩ ናብ ኣልቃዒደቃ ዝወሰዶ ንሱ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዕጡቓት ቦኮ ሓራም

    ጸብጻባት ሕቡራት ሃገራት ከምዝብሎ፡ እቲ ጉጅለ ኣብ 2009 ኣትሒዙ ኣብ ናይጀርያን ሓያሎ ካልኦት ሃገራት ናይቲ ዞባን ኣብ ዘካየዶም መጥቃዕትታት ልዕሊ 300,000 ሰባት ከምዝተቐትሉን፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ካልኦት ካብ መንበሪኦም ከምዝተፈናቐሉን ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ (ድሮን

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ማእከል እቶም ካብ ኣፍጋኒስታን ንምውጻእ ኣብ ኣፍደገ'ቲ መዕርፎ ነፈርቲ ተኣኪቦም ዝነበሩ ኣፍጋኒስታናውያን ብዝተባርዐ ነታጒ ልዕሊ 13 ኣመሪካውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ሰባት ምቕታሎም ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ወተሃደራት ኣመሪካ ኣብ ካቡል

    ኣሜሪካ ኣብ ምብራቃዊ ኣፍጋኒስታን ብዘካየደቶ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፡ ነዳፊ ትልሚ ኣይኤስ-ከይ [IS-K] ተቀቲሉ ክኸውን ከምዝኽእል ገሊሳ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሃባቱላህ ኣካንድዛዳ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ጣሊባን ሙላህ ባራዳር ምስ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍሪ ብምዃን ናብ ዞባ ካንዳሃር ናይ ኣፍጋኒስታን ኣትዩ ኣሎ። ባራዳር ሓደ ካብ መስረትቲ ጣሊባን ኮይኑ ሓደ ካብ ኣዝዮም ጸለውቲ መራሕቲ ጣሊባን እዩ። እቶም መራሕቲ ካበይ ነቒሎም ናብ ፓኪስታን ከምዝኣተዉ'ኳ እንተዘይተፈለጠ፡ ሙላህ ባራዳር ዝርከቦም ገለ መራሕቲ ጣሊባን ኣብታ ምስ ኣመሪካ ዝዛተዩላ ዝነበሩ ከቴማ ዶሓ ናይ ቐጠር ክነብሩ ምጽንሖም'ዩ ዝግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሰራዊት ጣሊባን

    ንኣስታት 20 ዓመት ኣብ ኣፍጋኒስታን ዓስኪሮም ኣንጻር ጣሊባን ክዋግኡ ዝጽንሑ ሰራዊት ኣመሪካ ካብታ ሃገር ጠቕሊሎም ምስ ወጽኡ፡ ዕጥቓት ጣሊባን ነታ ሃገር ምሉእ ብምሉእ ተቖጻጺሮማ። ገለ ካብኣቶም ኣብ ቤተ-መንግስቲ ካቡል ከምዝኣተው ዘርኢ ምስሊ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ናይ ኲናት ነፋሪት

    ኣሜሪካ፡ ኣብ ሰሜን ሶማልያ ጋልካዮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ፡ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ኣልሸባብ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ማሕበራዊ መራኸብታት ንዓሌታዊ ጥቕዓት ክገትእዎ'ዶ ይኽእሉ?

    ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣብ መዛዘሚ ግጥማት ዋንጫ ኣውሮጳ ምስ ጣልያን ኣብ ዝገበረቶ ግጥም ምስተሰዓረት ኣብ ልዕሊ ፍጹም ቅላዕ ዝሰሓቱ ተጻወትቲ ብማሕበራዊ መራኸብታት ዝፍጸም ዓሌታዊ ጥቕዓታት ክስዕብ ከምዝኽእል ትጽቢት ተገይሩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. እቲ ኣልሸባብ ዝብል ስም ዝተውሃቦ ላማ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ፖሊስ እታ ሃገር በርናርዲኖ ራፋኤል፡ እቲ ኣልሻባብ ዝተሰመየ ላማ ዘፍሪ ትካል ምስ ዕጡቓት ኣልሻባብ ርክብ ከይህልዎን ኣካል ፕሮፓጋንድኦም ኮይኑ ይሰርሕ ከይህሉን ምጽራይን ምእካበን ሓበሬታን ከም ዝተጀመረ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next