ኣካላዊ መጉዳእቲ

  1. ዓብዱ

    ኣብ እዋን ቁልዕነቱ ብዘይተፈለጠ ምኽንያት ብርሃን ዓይኑ ዝሰኣነ ዓብዱ፡ ‘‘ንሱ ድዩ ስኢልዎም!’’ ዘብሉ ብዙሓት ፎቶታት ስኢሉ እዩ፡፡ ብኸመይ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኢትዮጵያዊ ዓይነ-ስውር ተመራቒ ተምሃራይ፡ ንምንታይ እዩ ንርእሱ ኣቃጺሉ?

    ፌደረሽን ኣካለስንኩላን ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣብርሃም ዱሬሳ ዝተወስደ ስጉምቲ ሰብኣውነት ዝጎደሎ ብምዃኑ፡ መንግስቲ ተኸታቲሉ ስጉምቲ ክወስድ ሓቲቱ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ስንክልና ካብ ታኤክዎንዶ ዘይዓገቶ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ

    ስንክልና ካብ ታኤክዎንዶ ዘይዓገቶ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ

  4. ብፍቕሪ ዝምሕሉ ህንዳውያን ዓይነ-ስዉራን

    "ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ወርሒ ሓምለ ኣብ ደልሂ ኣብ ዝርከብ ዕዳጋ ክዓዳድግ ኣብ ዝኸድኩሉ፡ ደስ ዘብሉ መጻምድቲ ርእየ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣርባዕተ ዓይነ-ስውራን

    ሰሚራ፡ ንኣካለ-ስንኩላን አሕዋትን ኣሓትን ዘፍቅሮም መጻምድቲ ካብ ምንዳይ ዓዲ ክውዕሉ ከምዘይብሎም ትመክር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. Video content

    Video caption: "ኢድን እግርን እንተዝህልወኒ ፖሊስ ምኾንኩ ነይረ"

    ቲዮ ወዲ 15 ዓመት ሰገን እዩ። ካብ ዝውለድ ጀሚሩ ኣእዳውን ኣእጋርን ስለዘይነበሮ ኣብ መርየት ከብለል እናበለ እዩ ዝንቀሳቐስ።

  7. Video content

    Video caption: "ብምግዳለይ ኣስተማሲለ ኣይፈልጥን" ተጋዳላይ የውሃንስ

    ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ተወሊዱ ዝዓበየ ተጋዳላይ የውሃንስ ብርሃነመስቀል፡ መምሃርቲ እኒ ገዳይም ተጋደልቲ ኣርከበ ዕቑባይን ኣባይ ወልዱን እዩ። ኣብ ታሪኽ ገድሊ ህወሓት ድማ ፈላማይ ናይ ዓይኒ መውጋእቲ ዘጋጠሞ ተጋዳላይ ተባሂሉ ተመዝጊቡ።

  8. Video content

    Video caption: ዓይነስውር ጸጋኒ ራድዮ

    ኢትዮጵያዊ መሓመድኑር ከሊፋ ዓይነ ስውር ድኣ ይኹን እምበር፡ ንኣስታት 31 ዓመታት ብዳህሳስ ራድዮ እናጸገነ ናብርኡ መሪሑ።

  9. ኣባላት ትካል ተኪ

    'ተኪ' ዝተበሃለ ካብ ወረቐት ዝዳሎ ቦርሳታት ዘፍሪ ትካል ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ተጣይሹ። ኣብዚ ሕዚ እዋን 18 ጽሙማን (ምስማዕ ዝተሰኣኖም) ደቂኣንስትዮን ደቂተባዕትዮን ኣባላት ኣለውዎ። ገን ከመይከ ኣለው?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ቶኒ ጊልስ ኣብ ቤተመዘክር ዞማ - ኣዲስ ኣበባ

    ኣብ ቀረባ እዋን ኢትዮጵያ ትርከበን ልዕሊ 130 ሃገራት ዝተጓዓዘ ዓይነ ስውር ቶኒ ጊልስ ኣብ ዓለም ንዘለዉ ቦታታት ብዝተፈለየ መገዲ ከምዝርእዮም ይዛረብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next