ስፐይን

  1. ቶኪዮ

    እዚ ፊልም፡ ኣብ ኔትፍሊክስ ብሓሙሽተ ምዕራፋት ዝርኣይ ዘሎ ተኸታታሊ ድራማ ኮይኑ፡ ከብድኻ ሓፍ ከፍ ዘብል ታሪኻዊ ዋሕዙ ኣብ ስፔን ኣሃዱ ኢሉ ይጅምር። ክሳብ ሕጂ ኣይርኣኹምዎን!? እንተጀሚርኩምስ እባ ኣይተቋርጹዎን። ሓደ ኢሉ ክጅምር እንከሎ ብተመስጦ ከይተፈለጠኩም ምውዳእኹም ኣይተርፍን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ስፐይን

    እታ ውልቀብ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ዝገበረቶ ምርመራ ‘ዲኤንኤ’ ነዚ ክተረጋግጽ ብምኽኣላ’ያ ሰብ መዚ ጥዕና ክኽሕስዋ ትሓትት ዘላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሊዮነል መሲ

    ወዲ 34 ዓመት ኣርጀንቲናዊ መሲ፡ ምስ ባርሰሎና ክቕጽል እንተኾይኑ፡ ነታ ክለብ ንዝመጽእ 50 ዓመታት ኣብ ሓደጋ ከእትዋ ከምዝኽእል ፕረዚደንት ናይታ ክለብ ጆዋን ላፖርታ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቅርጺ ፋጻ

    ቋንቋ ፋጻ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘሎ ኮይኑ፡ ጋዜጠኛ ፍራንሲስካ ጎንዛሌዝ ሳንታና ኣብ "ኣስታት 70" ከባቢታት ከም ዝዝረብ ትገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ጆን ማካፊ

    እዚ ኣብ ቴክኖሎጂ ዓለም ኣዘራራቢ ዝነበረ በዓል ሃብቲ ዝውንኖ ኩባኒያ፡ ፈላሚ ሶፍትዌር ጸረ-ቫይረስ ከተኣታቱ እንከሎ፡ እዚ ሶፍትዌር ኢንዳስትሪ ኮምፒዩተር ብቢሊዮን ዶላት ንክዓቢ መገዲ ከፊቱ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ቀይዲ ፖሊስ ዝኣተወ ሳንቸዝ

    ኣብ ለካቲት 2019፡ ኩነታት ናይታ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ርእሰከተማ ማድሪድ ትነብር ዝነበረት፡ ኣብ ክሊ ዕድመ 60ታት ዝነበረት ማርያ ሶለዳድ ጎመዝ ዘስግኦ መሓዛ ሻቕሎቱ ድሕሪ ምግላጹ ፖሊስ ናብቲ ቦታ ከይዶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሰራሕተኛ ቀይሕ መስቀል ስፔን

    ኣብዚ ሰሙን ርእሳ ኣብ ዝኽኣለት ሰሜን ኣፍሪቃዊት ከተማ ስፔን ከተማ ሲውታ ሓያል ቅልውላው ስደተኛታት ኣጋጢሙ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኮቪድ-19

    መሳርሕቱ ናብ ገዝኡ ክኸይድ ኣብ ዝሓትዎ ፍቓደኛ ኣይኮነን። ካብኡ ሓሊፉ ድማ፡ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን እናውጸአ ‘ናዕኹም’ውን ከትሕዘኩም እየ’ እናበለ ይዛረብ ከምዝነበረ እዩ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣልቤርቶ ሳንቸዝ ጎመዝ ኣብ 2019'ዩ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ

    ክሱስ ኣልቤርቶ ሳንቸዝ ጎመዝ ኣብ 2019 ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክኣቱ እንከሎ ወዲ 26 ዓመት ዝነበረ ኮይኑ ኣቐዲሙ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ፡ ሓንሳብ እወ ስጋኣ መታቲረ በሊዐዮ እየ ክብል እንከሎ፡ ሓንሳብ'ውን ነቲ ስጋ ቆራሪጸ ንኸልቢ'የ ሂበዩ ኢሉ ቃሉ ሂቡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ጀልባ ዝተሰቐሉ ሰባት

    ፖሊስ ስፐይን፡ ቅልጡፋት ጀላቡ ተጠቒሙ ካብ ሞሮኮ ናብ ስፐይን መዐወኒ ሓሽሽ ናይ ዘዘዋውር ጉጅለ ኣባላት እዮም ዝበሎም 100 ጥርጡራት ኣሲሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next