ቴሌቪዥን

  1. ኢቢሲ

    ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸሙ መጥቃዕታት ሳይበር ይውስኹ ምህላዎም ዘዘኻኸረ እቲ ዳይሬክተር ኣብ 2013 ኣቆጻጽራ ግእዝ “ዝለዓለ ጉድኣት ከስዕቡ ዝኽእሉ” ልዕሊ 2800 መጥቃዕታት እንተተፈነዉ’ኳ ጉድኣት ከየስዓቡ ምቁጽጻር ከም ዝተኽኣለ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ናይ ቴሌፎን 'ታወረት'

    ኣዝዩ ቕልጡፍ ኢንተርነት'ዩ ዝብሃል 'ሓምሻይ ወለዶ' ወይ'ውን 5-ጂ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኣገልግሎት ካብ ዝውዕል ጸኒሑ ኣሎ። እንተኾነ እዚ ቴክኖሎጂ ኣብ ኩለን ሃገራት የለን። በጺሑ እንተተባህለ'ውን ነዚ ዝተዳለወ ቴሌፎን የድሊ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኢትዮቴሌኮም

    ቢቢሲ ናብ ገለ ኣብተን ኣገልግሎት ስልኪ ተጀሚሩለን ዝተብሃለ ከተማታት ስልኪ ብምድዋልን ዝደወሉ ሰባት ብምዝራብን ከረጋግጽ ዝፈተነ ኾይኑ፡ ኣብ ገለ እተን ከተማታት እቲ ኣገልግሎት ናይ ተንቀሳቓሲ ቴሌፎን ከምዝጀመረ ኣረጋጊጹ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next