ኢንዱስትሪ ነዳድን ጋዝን

  1. ፋብሪካ ነዳዲ

    ብሰንኪ ለበዳ ዋጋ ነዳዲ ንክልተ ዓመትን መንፈቕን ክብ ክብል ድሕሪ ምጽናሕ ከም ሩስያ ዝኣመሳላ መሻርኽቲ ሃገራት ኣፍረይቲ ነዳዲ ካብ ወርሒ ነሓሰ ፍርያተን ክብ ከብለኦ እየን። እዚ ከኣ ነቲ ክንህር ዝጸንሐ ዋጋ ነዳዲ ናብቲ ዝነበረ ክመልሶ ትጽቢት ይግበር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. መስመር ነዳዲ ኣመሪካ

    እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብሰርሰርቲ ገበነኛታት ዝተፈነወ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ልዕሊ ዝውውር ነዳዲ ዓብዪ ሓደጋ ዘብጸሐ ኾይኑ፡ ንዕኡ ንምጽጋን ጻዕሪ እናተገበረ ይርክበ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቢል ጌትስ

    ቢል ጌትስ፡ "ኮቪድ-19 ምስ ለውጢ ኣየር እንትክጻጸር ኣብዚ እተ ዝበሃል ኣይኮነን"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሓደጋ ባርዕ ሓዊ

    ናይጄርያ፡ ነዳዲ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ዘጋጠመ ነትጒ 25 ሰባት ቀቲሉ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኡጋንዳን ታንዛንያን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መስመር ጭቃ ነዳዲ ክሃንጻ ተሰማሚዐን

    ኣብ ኡጋንዳ ኣብ 2006 ጭቃ ነዳዲ'ኳ እንተተረኸበ፡ ብሰንኪ ትሑት ትሕተ ቅርጺ ናብ ፍርያ ክሰጋገር ኣይከኣለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሓድሽ ባርዕ ከተማ በይሩት

    ድሕሪ'ቲ ኣስታት 200 ሰባት ዝቐተለ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዘጋጠመ ነትጒ፡ ኣብ ከባቢ ወደብ ርእሰከተማ በይሩት ሓያል ባርዕ ከም ዝተወለዐ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ነትጒ ኣሞኒየም ኒትሬት መርዛም ጋዛት ክወጽእ ይገብር

    ኣሞኒየም ኒትሬት፡ ንዓበይቲ ኢንዳስትሪታት ተባሂሉ ዝፈሪ ኮይኑ፡ ብቐንዱ ምንጪ ኒትሮጅን ድኹዒ ኮይኑ፡ መዓድን ንምውጻእ ዝሕግዝ ነታጒ ንምፍራይ እውን ይውዕል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መጻረዪተት

    ዋጋ ነዳዲ ካብ 2002 ንደሓር ተራእዩ ናብ ዘይፈልጥ ኣዝዩ ትሑት ዋጋ ነክዩ ከምዘሎ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቀዳማዊት እመቤት ዛምብያ ኤስተር ሉንጉ

    ቀዳማዊት እመቤት ዛምብያ ኤስተር ሉንጉ ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት እታ ሃገር ብተደጋጋሚ ዝተፈጸመ ምስጢራዊ መጥቃዕቲ ጋዝ ከብቅዕ ትምሕጸነሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ንብዓት ከም ዝሰዓራን ተምበርኪኻ ከም ዝበኸየትን ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next