ጎግል

  1. ትምኒት፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ'ያ ተወሊዳን ዓብያን። ኣቦኣን ኣዲኣን ኤርትራውያን'ዮም። ብ1994 ትምህርቲ ምስተዓጽወ ንመጨረሻ ግዜ ንኣስመራ በጺሓ ከም ዝነበረት ትዝክር።

    ትምኒት፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ'ያ ተወሊዳን ዓብያን። ኣቦኣን ኣዲኣን ኤርትራውያን'ዮም። ብ1994 ትምህርቲ ምስ ተዓጽወ ንመጨረሻ ግዜ ንኣስመራ በጺሓ ከም ዝነበረት ትዝክር። እቲ ሽዑ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኽሰት ዝነበረ ኵነታት እናኸፍአ ምስ ከደ ብ1998 ካብ ኢትዮጵያ ንኽትወጽእ ተገደደት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣርማ ጉግል

    ጉግል፡ ኣብ ኣሜሪካ ግዳያት ዓሌታዊ ጥቕዓት ንዝኾኑ ሰራሕተኛታቱ፡ ናይ ሕክምና ዕረፍቲ ንክወስዱን ንሓኪም ኣእሙሮ ከማኽሩን ከምዝገብር፡ ማዕኸን ዜና ኤንቢሲ ፀብፂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ገጻት መርበባት ዜና ኣውስትራሊያ

    ዝሓለፈ ሰሙን እቲ ሕጊ ክረቅቕ እንከሎ፡ ፌስቡክ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ተጠቀምቲ ዜና ከም ዘይርእዩን ከም ዘይዝርግሐዑን ገይሩዎ ነይሩ፤ ሕጂ'ውን እቶም ዓበይቲ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኣመሪካ ንውሳነ መንግስቲ እታ ሃገር ተቓዊሞም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሎጎ ዶናልድ ትራምፕ

    ዩትዩብ፡ ናዕቢ ምልዕዓል ዝኽልክል ሕጊ ከምዝጠሓሰ ብምግላጽ እዩ ንገጽ እቲ ፕረዚደንት ከልኪሉ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዶክተር ትምኒት ገብሩ

    ዶክተር ትምኒት ገብሩ፡ ምስ ብጸታ ኮይና ኣብ ዘዳለወቶ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ኣመልኪታ ሕቶ ስለዘቐረበት ካብ ስራሕ ከምዝተሰጎገት እያ ትሕብር። ካብዚ ብተወሳኺ ንሳን ደገፍታን ኣብ ዓበይቲ ትካላት ዝርአ ዓሌታዊ ኣድልዎታት’ውን ካብ ስራሕ ኣብ ምስጓጓ ሓደ ድፍኢት ከምዝኾነ ይኣምኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ተምኒት ገብሩ

    ሱንድራ ናብ ኩሎም ሰራሕተኛታት ጉግል ኣብ ዝጸሓፎ መልእኽቲ “ፈጣሪት ጽልዋን ብዓልቲ ብዙሕ ክእለትን ጸላም ጓል ኣንስተይቲ ካብ ጉግል ብሓዘን ስለ ዝተፈለየት ሓላፍነት ወሲድና ከነጻርዮ ኣለና” እውን ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ትምኒት ገብሩ

    መራሒት ጉጅለ ስነ ምግባር ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ጉግል ዝነበረት ትምኒት፡ ብሮቡዕ ካብቲ ትካል ከም ዝተሰጎጎት ዝገለጸት ኮይና፡ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኣድልዎ ትኹረት ንክረክብን ውክልና ዘይረኸቡ ሰባት ዕድል ስራሕ ንክረኽቡን ዝሕብር መልእኽቲ ናብ ሰራሕተኛታት ምስልኣኸት ከም ዝተሰናበተት ሓቢራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ተምኒት ገብሩ

    እዚ ዜና ከም ዋሽንግተን ፖስት፣ ብሉምበርግን ኒውዮርክ ታይምስን ዝበሉ ዓበይቲ ሚዲያታት ጸብጺቦምዎ ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቤት ጽሕፈት ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ጀነቫ

    ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ምንጪ ኮሮናቫይረስ ንዘካይዶ መርመራ ከም እትድግፍ ዝገለጸት ቻይና፡ እቲ መርመራ ካብ ፖለቲካ ነጻ ኮይኑ፡ ብስነፍልጠታዊ መገዲ ክካየድ ከም ዘለዎ'ውን ሓቢራ።

    Catch up
    next
  10. ስልኪ እትርኢ ዘላ ጓልኣንስተይቲ

    ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ቻይናን ዘሎ ውትጥ፡ ዓለም ኣብ ክልተ ደምበ ኢንተርነት ክመቕላ'ዶ ይኸውን?

    ተወሳኺ ንባብ
    next