ኦህዴድ

  1. ብረት ዝሓዘ ሰብ

    ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ እቲ መጥቃዕቲ ብሄር ዕላማ ዝገበረ ምንባሩን ቀንዲ ፈጸምቲ እቲ መጥቃዕቲ ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ምዃኖም እዩ ዝገልጽ፡ እቲ ኮምሽን ብምስዓብ፡ ተወለድቲ ኣምሓራ'ውን ሕነ ንምፍዳይ ኣስታት 60 ተወለድቲ ኦሮሞ ምቅታሎም ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ

    እቶም ኣመራርሓ ዞባ ዝርከቦም ግዳያት ካብ ወረዳ ቆንዳላ ናብ መንዲ እናተጉዓዙ እናሃለዉ ብዕጡቓት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ::

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

    ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ጸረ ሽብር እታ ሃገር ወከልቲ ክልቲኦም ጉጅለታት ናብቲ ባይቶ ቐሪቦም ንነብሶም ክከላኸሉ ብመራኸቢ ማዕከናት እታ ሃገር ጻውዒት ኣቐሪቡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ንድፊ ምስሊ ሃጫሊ ሁንዴሳ

    ሓዉ ንሃጫሉ ሲሳይ ንቢቢሲ ከምዝሓበሮ "ንዓና ተስፋ ዘቑረጸና ነገር ንጽባሓይቱ፡ ንዓኣ [ራብዓይቲ ተኸሳሲት ላምሮት ከማል] ምኽሳስ ኣይድልይን እዩ እቲ ትፈልጦ ነገር እንተነጊራትና ክትፍታሕ ትኽእል እያ ተባሂሉ መግልጺ ምስ ተውሃበ'ዩ" ይብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ካርታ ክልል ኦሮሚያ

    ኣብቲ መዓልቲ ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ 17 ሰባት ከምዝተቐትሉን፡ ህጻናትን ደቂኣንስትዮን ዝርከብዎም ብውሕዱ 28 ካልኦት ተወሲዶም ነይሮም። እቶም ዕጡቓት ብመኪና ተጻዒኖም ናብታ ዓዲ ከምዝኣተዉ ነበርቲ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ነቀምቴ

    ብዓርቢ፡ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ፡ መንግስቲ ‘ኣባላት ኣባ ቶርቤ ዝበሃል ንሰበስልጣን ዝቐትል ጉጅለ እዮም’ ንዝበሎም ኣርባዕተ መናእሰይ ቀቲሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ጃዋር መሓመድ

    ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝወዓለ መጋብኣያ ኣብ ትሕቲ መዝገብ በዓል ኣቶ ጃዋር መሓመድ ዝተኸሰሰሉ ዝርከቡ ተኸሰስቲ ኣቶ ደጀኔ ጣፋን ኣቶ መስተዋርድ ተማም ንኻልኣይ ግዜ ኣይቐረቡን። ካብ ሃገር ወጻኢ ዝርከቡ ተኸሰስቲ ብዝምልከት ድማ ፖሊስ እዞም ተኸሰስቲ ንምቕራብ ዝተዋህቦ ናይ ቖጸራ ግዘ ሓጺር ስለ ዝኾነ ከፈጽሞ ኣይክኣልኩን ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣሊ ቢራን በዓልቲ ቤቱን

    ኣሊ ቢራ ኣብዚ ሕጂ እዋን ሕክምና ውሽጣዊ ሕማማት ይግበረሉ ዘሎ ኮይኑ ቅድም ኢሉ ሕማም ልብን ሽኮርን ከም ዝነበሮ ይዛረብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. አቶ ዳውድ ኢብሳ

    ካብ ቀረባ ግዜ ናብዚ ኣብ መንጎ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ዘይምቅዳው ተፈጢሩ ምንባሩ ይዝከር። እዚ፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣቦ መንበር እቲ ግንባር ዝነበሩ ኣቶ ዳውድ ኢብሳን ምኽትሎም ኣቶ ኣራርሳ ቢቂላን ዝመርሑዎም ክልተ ጉጅለታት ከም ዝተፈጥሩ ዘመላኽት'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ውሽጢ ባንዴራ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሰባት

    ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ንለበዳ ብሰንኪ ኮቪድ-19 እንተ ዘይናዋሕ ነይሩ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ምተኻየደ ነይሩ። ገለ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ምንዋሕ እቲ ምርጫ ሕገመንግስታዊ ኣገባብ ዝተኸተለ ከምዘይኮነ ይገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next