ዓለም-ለኸ ረድኤት

  1. ሬድኤት ዝጸዓና መኻይን

    ብሽም ሳማንታ ፓወር ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ ኣብታ ኣማኢት ኣሽሓት ንሓደጋ ዓጸባ ተቓሊዖምላ ዘለው ትግራይ ዘለው ትካላት ረድኤት ዩኤስኤይድን ካልኦት ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝን ኣብ ትግራይ ዘሎ መኽዝኖም ጥርሑ ክብሃል ኣብ ዝክእል ደረጃ በጺሖም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሰራሕተኛታት ረድኤት

    ኣብ ቀረባ እዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ብኲናት ትሕመስ ዘላ ትግራይ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ረድኤት ንሓይልታት ትግራይ ይሕግዙ ኣለው ኢሉ ምኽሳሱ ሓደገኛ እዩ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነቒፉ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ማርቲን

    ንሱ ኣብ ጀኔቭ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ምብጻሕ ዝምልከት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንሽዱሽተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ሰብ መዚ መንግስቲ ከም ዝተዘራረበ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሰራሕተኛታት ረድኤት

    ማርቲን ግሪፊትስ ኣብ ጻንሒቱ ምስ ላዕለዎት ሰብ ስልጣናት ኢትዮጵያ፡ ምስ ተወከልቲ ትካላት ረድኤትን ምስ ተወከልቲ ለገስቲ ሃገራትን ከምዝራኸብ ተፈሊጡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኵናት ናብ ሱዳን ዝተመዛበሉ በዓል ፀጋ ዕድመ

    ብሰንኪ እቲ ከም ብሓድሽ ዝተወልዐ፡ ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ትግራይን ሓይልታት መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዘሎ ውግእ፡ ሓገዝ ዝፀዓና መኻይን ናብ ትግራይ ከይኣትዋ ብድሆ የጋጥመን ኣሎ። ክሳብ ቀረባ ግዘ ናብ ትግራይ ሓገዝ ንምብፃሕ እቲ ብሕታዊት መገዲ ብሸነኽ ምብራቕ፡ ክልል ዓፋር ጥራሕ እያ ነይራ። ይኹን'ምበር፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን እቲ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ናብ ዓፋር ብምልብዑ፡ በዚ ክልል ሓገዝ ምብፃሕ ሓደገኛ ኮይኑ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ነፋሪት

    ኣብ ትግራይ ካብ 22 ሰነ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ዝኾነ ዓይነት በረራ ካብን ናብን በረራታት ከይህሉ’ኳ እንተተኣገደ ሰብኣዊ ረድኤት ከቕርቡ ንዘድልዩ ኣካላት ግን ፍሉይ ፍቓድ በረራ ከምዝሃበ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሰብኣዊ ሓገዝ ዝጽበ ህዝቢ

    ሚንስትር ዲኤታ ወጻኢ ጉዳያት ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ብወገኑ፡ ሕቡራት ሃገራት ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ክልተ መዕርፎ ነፈርቲ ረድኤት ንኸብጽሕ መንግስቶም ፍቓደኛ ምዃኑ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣፍሊጡ ነይሩ። ምስ ሮይተርስ ቃለመሕትት ዝገበረ ወሃቢ ቓል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ድማ መንግስቲ በረራ ኣየር ዝርከቦም ካልኦት ኣገልግሎታት ክቋረጽ ምግባሩ ብምኹናን ነዚ ከም መሳርሒ ኲናት ይጥቀመሉ ከምዘሎ'ዩ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዋና ጸሓፊ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን

    ምስ ማዕኸን ቴሌቪዥን ሲቢኤስ ኣብ ዝገበሮ ጻንሒት፡ ኣመሪካ ንቻይና ንምትዕንቓፍ ውጥን ከምዘይብላ እንተኾነ ግና ‘ሕግታት ርክባት ዓለም ጥሒሳ ክትንቀሳቐስ ከምዘይትዕገሳ’ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሕብረት ኤውሮጳ

    እቲ ገንዘብ፡ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካውን ቁጠባዊን ለውጥታት ክመጽእ፡ ከምኡ'ውን ኩነታት ሰባዊ መሰላት ክመሓየሽን ንምትብባዕ ዝተመደበ ምንባሩ፡ ኮሚሽን ዓለምለኻዊ ምትሕብባርን ልምዓትን ናይቲ ሕብረት ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ናብ ስደት ዝኸዱ ህጻንን ሽማግለ ኣደን

    ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 4.5 ሚልዮን ሰባት ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድልዮም ኣፍሊጡ'ሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ “እቲ ቁጽሪ ተጋኒኑ እዩ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም 2.5 ሚልዮን’ዮም” ይብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next