ሆንግ ኮንግ

  1. ኣሽሓት ሰልፈኛታት ዝሕዙዎ ጭርሖ

    ኣብዚ ሰሙን ሓደ ውልቀሰብ እዚ ጭርሖ ዝተጽሓፈሉ ባንዴራ ሒዙ ስለ ዝተረኽበ ብኽፋል ገበነኛ ተባሂሉ ናብ ቤት ማእሰርቲ ወሪዱ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጓል 45 ዓመት፡ ጻንግ ዩን-ሃንግ፡ 26 ሰዓታት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ነቲ ዝዓበየ እምባ ዓለምና ኤቨረስት ዝደየበት ሰብ

    "ዕላማይ ንነብሰይ ንምብዳህ እምበር ክብረ ወሰን ከመሓይሽ ስለ ዝደለኹ ኣይነበረን" ክትብል በቲ ዘመዝገበቶ ዓወት ሩፍታን እፎይታን ከምዝተሰመዓ ትማሊ ሰንበት ካብ ኤቨረስት ናብ ርእሰ ከተማ ኔፓል ካትማንዱ ብደሓን ምስ ተመልሰት ንመራኸቢ ብዙሓን ተዛሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሆንግ ኮንግ፡ ኣባላት ተቓውሞ ጋዜጣዊ መግለጺ እናሃቡ

    ቤይጂን ነቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሃውሪ ዝተሰጎጉ፡ ብምርጫ ኣብ መዝነት ዝጸንሑ ኣባላት ባይቶ እታ ግዝኣት፡ ናብ መዝነቶም ዳግም ክትመልስ፡ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ እተን ሃገራት ጸዊዖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ትራምፕን ጂንፒንግን

    ቻይና ነቲ ኣብ ሃገራ ዝነበረ ቤት-ፅሕፈት ቆንስል ኣሜሪካ ክትዓፅዎ ዝወሰነት፡ ኣሜሪካ ኣብ ሂውስተን ንዝነበረ ቆንስል ቻይና ምዕፃዋ ስዒቡ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. Video content

    Video caption: ሻሂ፡ ሓሽሽን ኲናትን፡ ታሪኽ ሆንግ ኮንግ ኣብ ትሕቲ ብሪጣንያ

    ሰለስተ ሚልዮን ዝበጽሑ ነበርቲ ሆንግ ኮንግ፡ ናብ ብሪጣንያ ክግዕዙን ዜግነት ክሓቱን ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን፡ ነዚ ርእይቶ ዝሃበ፡ ቻይና ኣብዚ ወርሒ፡ ነቲ ኣዘራራቢ ኮይኑ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ ኣብ ሆንግ ኮንግ ተግባራዊ ድሕሪ ምግባራ እዩ።

  6. ባንዴራታት ቻይናን ሆንግ ኮንግን ዝሓዘት ጓል ኣንስተይቲ 1 ሓምለ 2020

    ንደሞክራሲ ዝጣበቕ ተወላዲ ሆንግ ኮንግ ጀሽዋ ዎንግ፡ ዓለም ኣብ ጎኒ እታ ግዝኣት ብምዃን ደገፉ ክህብ ጻውዒት ድሕሪ ምቕራቡ እዩ እቲ መጠንቀቕታ፡ ተዋሂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኮሮና ቫይረስ

    ኣብ ቀንዲ ማእከል ለበዳ እቲ ቫይረስ ዝኾነት ከተማ ውሃን፡ ኣብ ሸሞንተ መዓልቲ ዝተዛዘመ ሆስፒታል ሆሼንሻን፡ 1,000 ዓራት ኣለዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዓሰርተታት ኣሽሓት እስላም ኣብ ኣዝኡ ጽኑዕ ዝኾነ ኣብያተ ማእሰርቲ ተዳጉኖም ምህላዎም'ዮም ዝሕብሩ

    ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ፡ ቻይና ኣብ ልዕሊ እስላም እዩግሆር ግፍዕታት ትፍጽም ኣላ ብምባል ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ሓለፍቲ ቻይናን፡ ኣብ ዞባ ዚንጃንግ ጸሓፊ ዴሳዊ ሰልፊ ቻይና ዝኾነ ቸን ኩዋንጉን እግዳ ክንበር እማመ ኣሕሊፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next