ሕብረት ኣውሮፓ/ኤወሮጳ

  1. ሳያንዲ 2018 ዓ.ም ብሓደ ዓሚላ ዝነበረ ውልቀሰብ 17 ግዜ ብካራ ተወጊኣ ሞይታ

    እታ ግዳይ ኣብ ኤውሮጳ ጽቡቕ ዕድል ስራሕን ህይወትን ክትረክብ ከም ዝሕግዙዋ ቃል ብዝኣተውላ ሰባት ተታሊላ ብ2016 ናብታ ሃገር መጺኣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል [ጸጋም] ምስ ፕረዚደንት ቮሎደምይር ዘለንስኪ 22 ነሓሰ 2021

    ኣንገላ መርከል፡ ናብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ከተማ ከይቭ ኣብ ዝገበረቶ ምብጻሕ፡ ንፕረዚደንት እታ ሃገር ቮሎደሚር ዘለንስኪ ብምርኻብ፡ ንሱ ብዛዕባ እቲ ኖርድ ስትሪም 2 ዝብሃል መስመር ጋዝ ዘለዎ ሻቕሎት ከምዝርደኣ ገሊጻትሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ቱኒዝያ ዝካየድ ዘሎ ተቃውሞ

    ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ቱኒዝያ እቲ ዝጥለብ ዘሎ ከም ዘማልእዎ ንሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ፈረንሳ፣ ቱርኪ፣ ጣልያንን ጀርመንን ብቴሌፎንን ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ ተመባጺዑሎም። ብምስዓብ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ነቲ ስጉምቲ ንግዙኡ ወሲድዎ ከም ዘሎ'ውን ገሊጽሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃእን ደመቀ መኮነን (የማን) ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣኔት ዌበር

    ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ፡ ምስ ሱዳን ዘሎ ምውጣጥ ዶብ ብዝዛመድ፡ ሕብረት ኣውሮጳ ‘ነገር ብምፅሕታር’ ንሱዳን ክኹንን ፀዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ረዲኤት

    እሙን ምቁራጽ ተጻብኦ ማለት ህጹጽ ረድኤት ዝደልዩ ህጻናት፣ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ሓገዝ ክበጽሖም ምስላጥ'ዩ ብምባል፡ ኩሎም ሓይልታት ህይወት ህዝቢ እቲ ክልል ምድሓን ቀዳምነት ክህቡዎ ዝግባእ ተግባር ምዃኑ ተማሕጺኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ወተሃደራት ኢትዮጵያ

    ኮሚሽነር ሰብኣዊ ሓገዝን ምእላይ ቅልውላውን ሕብረት ኣውሮጳ ጃኔዝ ሌናርቺክ፡ እቲ ኢትዮጵያ ዝኣወጀቶ “ተኹሲ ደው ምባል ዘይኮነስ ክባ እዩ፤ ጥምየት እውን ከም መሳርሒ ኲናት ይውዕል ኣሎ” ክብል ነቲ ሕብረት ምዝራቡ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተነቒፉ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ግጥም ኵዕሶ እግሪ ኢሮ-2020 ዝዕዘቡ ሰባት

    ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣውሮጻ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ ዝግ ኢሉ ዝነበረ መጠን መልከፍቲ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን ብ 10 ሚኢታዊት ወሰኽ ከም ዘርኣየ ብምሕባር ኣብተን ሃገራት ሓዲሽን ሳልሳይን ማዕበል ለበዳ ኮሮናቫይረስ ክጅምር ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ክታበት ኣስትራዘኔካ

    እቲ ቤት ፍርዲ፡ እቲ ኣስትራዘኔካ ዘፍሪ ኦክስፎርድ፡ ክሳብ 27 መስከረም ኣብ ዘሎ ግዜ 80.2 ሚልዮን ብልቃት ክታበት ንኣውሮጳዊ ሕብረት ከረክብ፡ እዚ ምስ ዘይገብር ግን እቲ ትካል ንሓንቲ ብልቃት ብሕሳብ 12 ዶላር ክቅጻዕ ብይን ኣሕሊፉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ደመቀ መኮንን

    ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ግብረመልሲ፡ ኣገላልጻ ናይቲ ፍሉይ ልኡኽ "ፍጹም ዝተሰንዐ፡ ዘይሓላፍነታዊ፡ ዘቖጥዕን ዘይዲፕሎማስያውን'ዩ" ብምባል'ውን ተቓውምኡ ገሊጹ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ዋንግ ዪ

    ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ዋንግ ዪ፡ ሃገሩ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ዝግበር ጣልቃ ምእታው ከም እትቃወም ምዝራቡ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next