ናይ ሓሶት ዜና (ስኑዕ ዜና)

  1. ዩቱብ

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት 2020 ፌስቡክ ክታበታት ውጽኢታዊ ኣይኮኑን ወይ'ውን ኦቲዝም የስዕቡ'ዮም ዝብል ግጉይ ሓበሬታ ዘለዎም ምድላዋት ከም ዝእግድ ክገልጽ እንከሎ፡ ተግባራዊ ንክገብሮ ግን ብዙሓት ማሕለኻታት ከም ዝገጠሞ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ስእሊ እቶም ቆልዑ

    ቢቢሲ ነቲ ‘‘ኣብ ጎኒ ሓይልታት ትግራይ ተሰሊፎም ክዋግኡ ተማሪኾም’’ ንዝተባህሉ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ቃለ መሕተት ክገብረሎም ኣብ ቀረባ መዓልቲታት ዝቐረበሉ ሕቶ፡ ብጥንቃቐ እዩ ተቐቢልዎ። ሰብ መዚ ዓፋር ነቶም ትሕተ-ዕድመ ቆልኣ ብቋንቋ ኣምሓርኛ እምበር ብቋንቋ ኣዲኦም ዝኾነ ትግርኛ ቃለ መሕተት ክንገብረሎም ከም ዘየፍቅዱ ምስ ነገሩና፡ ዝኾነ ጸገም ከምዘሎ ከንጥርጥር ጀሚርና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን

    ንሱ፡ ንክታበትን ለበዳ ኮሮናን ብዝምልከት ኣብ “ከም ፌስቡክ መድረኻት” ዝበሉ ማሕበራዊ መራኸብታት ምስ ዝላብዑ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብዝተሓሓዝ ካብ ሓደ ጋዜጠኛ ንዝቐረበሉ ሕቶ መብርሂ ክህብ ከሎ’ዩ ነዚ ዝበለ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጎስያም ሲቶል

    ጎስያም ሲቶል ኣብ ቀረባ እዋን ነፍሰ ጾር ከም ዘይነበረትን ናይ ኣእምሮ ጥዕና ክትትል ይግበረላ ምህላውን ሰብ መዚ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቁጽሪ መረጽቲ

    ተበጻሕነት ማሕበራዊ ሚድያ ምስ ካልኦት ክፋላት እዛ ኣህጉር እንትነጻጸር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሓተ እኳ እንተኾነ፡ ምስ ከም ኣብ ሃገራዊ መረጻ ዝኣመሰሉ ኣጋጣሚታት ግን ቁጽሪ ተጠቀምቲ ይውስኽ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ብዛዕባ ኮቪድ-19 ስኑዕ ሓበሬታ

    ኣብዚ ዘለናሉ ናይ ለበዳ ኮሮናቫይረስ እዋን ኣዝዮም ብዙሓት ስኑዓት ሓበሬታታት ክዝርግሑ ሪኢናን ሰሚዕናን ኢና። ኣብዚ ጽሑፍ ነቶም ሓበሬታታት መን ከምዝዝርግሖምን መበገሲኦም እንታይ ከምዝኾነን ክንርእይ ኢና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ምልሻ ክልል ኣምሓራ'ውን ይሳተፉ ኣለዉ፡ እዚ ስእሊ 21 ሕዳር 2020 ዝተሰኣለ እዩ

    እቲ ኣብ ፈለማ ወርሒ ሕዳር 2020 ዝተወለዐ ግጭት፡ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ'ቲ ኣብቲ ክልል ዝነበረ መዓስከራት ሰራዊት ፈደራል መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍጻሞም፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊኦም ወታሃደራዊ መጥቃዕቲ ብምኽፋት'ዩ ተጀሚሩ። ልክዕ ከምቲ ኣብ ባይታ ዝካየድ ዘሎ ረጽሚ፡ ኣብ መርበባት ኢንተርነትን ማሕበራዊ መራኸቢታትን'ውን ናይ ፕሮፖጋንዳ ኲናት ይካየድ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣባላት ሚሊሻ ክልል ኣምሓራ

    ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ንዘሎ ጎንጺ ብዝምልከት ካብ ዝዝርጋሕ ዘሎ ስኑዕ ሓበሬታታት ንገለ ፈቲሽናዮም ኣሎና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ስኑዕ ዜና

    ማሕበራዊ ሚድያታት ብስነ ውዲት (Conspiracy theories) ስኑዓት ሓበሬታን ቤላቤሎውን ኮሮናቫይረስ የዕለቕሊቆም እዮም ዘለዉ፡ ንምዃኑ ነዞም ስኑዓት ሓበሬታታት መን’ዩ ዘንቕሎም መንከ የላብዖም?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መስራትን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ፌስቡክ፡ ማርክ ዛከርበርግ

    ማርክ ዛከርበርግ፡ ደረት ናይ ምዝራብ መሰል ዝወሰን፡ ብትካላት ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣይኮነን ይብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next